^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 69 guests and no members online

ኣሰላልፋ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብኸመይ’ዩ ዝምደብ?

ኣነ ናይ ፖለቲካዊ ሳይንስ ምሁር ኣይኮንኩን። ዕሙቕ ዝበለ ፖለቲካውን ኣፍልጦ ’ውን የብለይን። ፖለቲካዊ ተገዳስነት ዘርኣኹሉ ግዜ ንገዛእ ርእሱ ነዊሕ ዕድመ ዘለዎ ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝነበርኩሉ ብዛይካ ኤርትራ ሃገረይ ምዃና፡ ኣብ ትሕቲ መግዛቲ

Read more: ኣሰላልፋ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ...

ኤርትራ፡ ሓንቲ ሃገር ክልተ መዓልቲ ናጽነት

መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍላ ህያብ ስውኣት ስለዝኾነት፡ ሓንቲ ካብተን ፍሉያትን ክቡራትን በዓላት ሃገርና ክትከውን ግቡእ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ እታ ን30 ዓመታት ዝበሃጋ ሓቀኛ ናጽነት ኣንተዝጭብጣ፡ “ቅሰኑ ስዉኣትና፡ ሳላኹምም ጽሩይ ኣየር ናጽነት ከነተንፍስ፡ ኮሪዕና ክንነብርን ኣብ ዓለም ግቡእ ቦታና ክንሕዝን በቂዕና” ኢሉ ልዑል ምስጋናኡን

Read more: ኤርትራ፡ ሓንቲ ሃገር ክልተ መዓልቲ...

ነብስ ወከፍ ዜጋ ምስ ምጽንባል ሃገራዊ ነጻነት፡ ኣብ ገዛእ ነብሱ ናይ ሓሳብ ሓርነት ክእውጅ ይግባእ፡

እንርከበሉ ሰሙን ቅኒያት ዕለተ ነጻነት’ዩ። መግዛእታዊ ሰራዊት ካብ ምድሪ ኤርትራ ዝተነቕለላ፡ ዓመጸኛ ብዝርደኦ ቋንቃ ስነ-መጎት ሓይሊ መልሲ ዝረኸበላን ጉዕዞ 30 ዓመት ቃልስን መስዋእትን ብድሙቕ ዓወት ጀጋኑ ኤርትራውያን መኸተምታ ዝተግብረላ

Read more: ነብስ ወከፍ ዜጋ ምስ ምጽንባል...

ውሽጣዊ ጭንቀት ዝደፍኦ ሕሱር መግለጺ፡-

ኣብ ስልጣን ዝመጽኣሉ፡ ብሕጋዊ ድዩ ብዘይሕጋዊ፡ ባህሪኡ ህዝባዊ ድዩ ጸረ-ህዝቢ ዝብል ፖለቲካዊ መምዘኒ ንጎኒ ገዲፍካ፡

Read more: ውሽጣዊ ጭንቀት ዝደፍኦ ሕሱር መግለጺ፡-

ኤርትራ፡ ምግንፋልን ምዝሕታልን ሃገራውነት (The Rise and Fall of Eritrean Nationalism)

ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ዓደይ ዓደይ፡ ሽባኻይ ሽባኻይ፡ ገዲፈክን ከይደ ንበረኻይ…..። ዓደየ ሸዊት ለምለም፡….ንሳዶ ትጥለም… ይብሃል ነይሩ። ከምኡውን፡ ሰስኑ፡ ሴፍን ዋልታን ኩኑ፡ ዝዓድና ከይኣትዎ ጓና….። ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ፡ በዓል መንዮም ዝጠለሙ…..። ከምዚኣቶም ዝመሰሉን

Read more: ኤርትራ፡ ምግንፋልን ምዝሕታልን...

ሰባት ዝመሰሎም ፖለቲካዊ ርእይቶ እንከንጸባርቑ፡ ብስምዒት ካብ ምኹናን ብትዕግስቲ ምምዝዛን

ደቂ-ሰባት ከም’ቲ ሓደ ዓይነት መልክዕን ምስልን፣ ተመሳሳሊ ቁመትን ክብደትን ዘይብልና፡ በበይኑ ማሕበራዊ ባህግን ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብን እንተንጸባረቕና ከም ባህሪያዊ ሕርያ ተቐቢልካ፡ ተናቢብካን ተኸባቢርካን ምስጓም ‘ምበር፡ ስለምታይ ከም’ዚ ዝበለ ሓሳብ

Read more: ሰባት ዝመሰሎም ፖለቲካዊ ርእይቶ...

ደቡባዊ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብነታዊ ኣፈታትሓ ፖለቲካዊ ግርጭትን መትከላዊ ጽንዓትን

ኣብ መንጎ ፖለቲካዊ ውድባትን መንግስታትን ርእይቶ ወይ ኣተሓሳስባ ማእከል ዝገበረ ፍልልይ እንከጋጥም፡ ውሽጡ ቅንዕና መልክዕ ኣቀራርባኡ ድማ ሰላማዊ እንተደኣ ኮይኑ፡ ከም ክኸውን ዘለዎ ባህሪያዊ ነገር ተወሲዱ፡ ምንጪ ሓሳባት ኮይኑ ከገልግል ዝያዳ ከቀራርብ ደኣምበር፡ ዘሰንብድ፡ ዘነውር፡ ብዓይኒ ጸላእነት ዘጠማምት ዘቃትል ክኸውን ኣይግባእን። ብርግጽ ኩሎም ሓሳባት

Read more: ደቡባዊ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብነታዊ...

ተስካር ዝለመደ ሕሙም ርእዩ የምባሁቕ፡ ጽግዕተኛ ፖለቲካዊ ባህሪ ጎይታ ብምርካቡ ይስሕቕ፡                                  

ስርቂ፣ ሓሶት፣ ፍሽኩልና፣ ተጸባይነት፣ ተንበርካኽነት፣ ጽግዕተኝነት ኣብ ኩሎም ብሄራትን ብሄረ ሰባትን ህዝብታት ኤርትራ ቅቡል ኣይኮነን ጽዩፉን ውጉዝን’ዩ። ግን ከኣ ከም’ቲ ካብ ስርናይ ክርዳድ ዘይጠፍእ፡ ሳሕቲ ብደረጃ ውልቀ ሰባት የጋጥም ወይ

Read more: ተስካር ዝለመደ ሕሙም ርእዩ...

መሰረት ሓቀኛ ዕርቂ፡ ሕልናዊ ቅንዕናን መትከላዊ ንጹርነት’ዩ።

ደቂ-ሰባት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ኣጋጣሚታትን ብሓሳብ ይፈላለዩ’ዮም። እቲ ዝተፈላለየ ሓሳባት ለባም፡ ሓላፍነታዊ ኣላዪ እንተረኽቡ፡ ንሓባራዊ ሰላም፡ ሓባራዊ ልምዓታዊ ገስጋስ ዘገልግል ኣማራጺታት ዘመንጩ ደኣምበር ዝጉድእ ኣይከውንን። ንዝተፈጥረ ናይ ርእይቶ

Read more: መሰረት ሓቀኛ ዕርቂ፡ ሕልናዊ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox