^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 53 guests and no members online

ዕጫ ኤርትራውያን ንደላዪ ሰላም ማሕበረ-ሰብ ዓለም ሰብኣዊ መቕዘፍቲ፡ ንህግደፍ ግን መዘናግዒ’ዩ።

ኣብ ዓለምና ኣብ ጥንቲ ይኹን ሎሚ ኣንጻር ህዝብታቶም ዝተሰለውፉ መራሕቲ ኣይነበሩን ኣይተራእዩን ክበሃል ኣይከኣልን። ኣንጻር ህዝብታቶም ደው ዝበሉ መራሕቲ ነይሮምን ኣለውን’ዮም። ካብ’ዞም ጥንታውያን ሓደ ንጉስ ነገስታት ኒሮ ዝበሃል ነበረ።

Read more: ዕጫ ኤርትራውያን ንደላዪ ሰላም...

ናይ ምውሳን ትብዓት ዝጎደሎ ተቓውሞ ደምበ, ግብራዊ ስራሕ እንበር, ፕሮባጋንዳ ኣይኮነን ዘድልዮ ንህዝቢ,

እምኒ እንተ ወደቕካያ ትሃስየካ, ኣንተ ወደቐትካ, ተንትዓካ,ጎላጉል ሃዞሞ, ዋላኻ ሰራየ ጎላጉል ጋሽ ባርካ, ክልተ ዝኽረምትኻ, ጋሕቴላይ

Read more: ናይ ምውሳን ትብዓት ዝጎደሎ ተቓውሞ...

እቲ ጌጋ ምእንቲ ከይድገም

ታሪኻዊ ምስሊ (ስእሊ) ኤርትራ እንታይ ይመስል ነይሩ? ህግደፋዊ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ይመስል ኣሎ? ናይ መጻኢ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ኪመስል እዩ? እዚኣቶም ገለ ካብቶም ሓሓሊፎም ኣብ ኣእምሮ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዚለዓሉ ሕቶታት ኢዮም ኪብሃሉ ይኽእሉ።

Read more: እቲ ጌጋ ምእንቲ ከይድገም

ኣፍሪካዊ ሕብረት ናይ መን ድዩ?

ኣህጉር ኣፍሪካ ትማሊ ኮነ ሎሚ ብባህርያዊ ጸጋታት ዝተዓደለት ክፍለ ዓለም’ያ፡፡ ብካልእ መልክዑ ድማ ኣህጉር ኣፍሪቃ ትማሊ ኮነ ሎሚ ፖለቲካውን ጸጥታውን ርግኣት ዘይብላ፣ ልዕልና ግዝኣተ ሕጊ ዝረሓቓ፣ ብጽምኣት ደሞክራስን ደሞክራስያዊ ምሕደራን

Read more: ኣፍሪካዊ ሕብረት ናይ መን ድዩ?

 ትግባረ ፖሊቲካዊ ናዕቢ ኣንጻር ምልክነት ኣብ ኤርትራ ከመይ ክኸውን ኣለዎ

                   Applying Political Defiance in Eritrea

                                     ብፍስሓ ናይር

ሕዝቢ ኤርትራ ብኩሉ መነባብሮኡ በቲ ዘስካሕክ ጭቆናን ወጽዓን በቲ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሕጅስ ይኣክል ኢሉ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ብምግባር ዘርኣዮ ተባዕ ተቃውሞ ብመን ካበይ ተበጊሱ ብዘይገድስ እቲ ሕቶ ሕዝባዊ ሕቶ ድኣ እምበር ሕቶ ሓደ ክፋል ሕዝብናን ወይ ድማ ናይ ሓደ እምነት ምእማናን ኣይኮነን፡፤ እዚ ከምዘይኮነ ድማ እቲ ስዒቡ ነዚ ተቃውሞ ደጊፋ ኣብ መላእ ዓለም ዝተኻየደ መንፈስ ሓድነትን ኤርትራውንትን

Read more: ትግባረ ፖሊቲካዊ ናዕቢ ኣንጻር...

እዚ ሎኽመኛ መዓስ ከ ሐቂ ተዛሪቡ ይፈልጥ፡

ኣብ ማእከልና ዑሱባቱ ሰኲዑ፡ ኣነ ኣይኣዘዝኩን እንዳ በለ፡ ንተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ኣዘንጊዑ፡ ሕጂ ግን፡ ከም ጸሐይ ቀትሪ ደሚቑ፡ ዓመታት በሊዑ ወጊሑ ኣድላይነት ህላወ ተሐኤ ሕጂ በሪሁ፡

Read more: እዚ ሎኽመኛ መዓስ ከ ሐቂ ተዛሪቡ...

መጸዋዕታ ንተቓወምቲ ንውድባት ኤርትራ,

በታ ሐሳዊት ልሳኑ, ንዑሱባቱ ኣእሚኑ, ሃይማኖታዊ መልክዕ ከየትሐዛ, ብእዋኑ ክንተሓሓዞ, ህዝባዊ ናዕቢ,ብሐይሊ ንረት ከይቀሃመ, እንታይ ትጽበዩ, ከም ተበግሶ, ጅግና ወዲ ዓሊ እንዳ ተደገመ,ንለውጢ ኣሎዶ ካብ ሕጂ ዝጠዓመ,,

Read more: መጸዋዕታ ንተቓወምቲ ንውድባት ኤርትራ,

ሰብኣይን ሰበይትን ዝተባእሱሉ,መኣዲ ይፍጠረለይ በለ ሐላፊ መንገዱ,

ሐደ ክልተ ጠንቅታት ክገልጽ,ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ, ህዝባዊት ስለ ዝነረበረት, ውሽጣዊ ግርጭታታ ከይፈትሔት ከላ, ብስልኳ ጉሒላ ብረኢቶ ብዙሐት ተማቓቒላ,,ህዝባዊ ግንባር ግን ባዕሉ ስለ ዝተኸላ, ንፉሉይ ሐሳብ ዘለዎም

Read more: ብኣይን ሰበይትን ዝተባእሱሉ,መኣዲ...

1,ቀዳማይምዕራፍ, ንታሪኻዊትመዓልቲምጅማርብረታዊቃልሲ,61 ባሕቲመስከረም፡

ኢሰያስዝመራሒኦምጉጅለኣራዊት፡ውላድሰብዓ ,ዓሰርተሐሙሽተዓመት, ታሪኽናክጎትዎንድሕሪት,ኣቡዓሸራግዲየብልካን፡ኢድሸናሒትጸናሒት፡ንሳቶምንድሕሪት፡ደቂሸሞንተኣውራጃብስነትንቕድሚት,

Read more: 1,ቀዳማይምዕራፍ,...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox