ኤርትራ፡ እንታይ ዓይነት ምልኪ? Eritrea: What kind of dictatorship ዘርእስቱ ብኢዮብ መዓሾ ዝተደርሰ መጽሓፍ፡ ብኢምይል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ወይ ድማ ኣብ ኣሕተምቲ ኤርትራ-መቓልሕ Mekaleh-Eritrea Publishers, P. O. Box 23010, 76011 Karlsruhe, Germany ብምጽሓፍ ክትእዝዙ ትኽእሉ።
ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ
ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ
ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን
ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን
ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ