^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 78 guests and no members online

ምስሓደሽቲኣመራርሓህወሓትተላለዩ

ማእከላይኮሚቴውድብህወሓት፡ኣብዘካየዶዝተናዉሐገምጋም፡ዝበዝሑኣባላቱብምንቃፍ፡ካብቶምዝተረፉ 8ኣባላትፖሊትቢሮኣብቶምሓሙሽተስጉምቲወሲዱ።ሓዲሽአመራርሓንሓደሽቲኣባላትንድማመሪፁ።

Read more: ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ወትሃደራዊ...

ካብ እስራኤል ወጻኢ ዝርከቡ ትካላት ኣይሁድ፡ መንግስቲ ናታንያሁ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ንዝፍጽሞ ዘሎ ግዱድ ምብራር ይቃወሙ ኣለው።

መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፡ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኾኑ ስደተኛታት ዝወስዶ ዘሎ ግዱድ ናይ ምብራር ስጉምቲ፡ ኣብ ኣመሪካን

Read more: ኣብ’ታ ቅሱን ፖለቲካዊ ኩነታት...

መንግስቲ ህግደፍን ካልኦት ንዕኡ ዝመስሉን፡ ኣብ ልዕሊ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓያል ታህዲድን ዘለፋን ከም ዘካየዱ፡ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ።

 

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ልኡኻት ህግደፍን ካልኦት ክልተ መንግስታትን ኣብ ልዕሊ’ቲ 47 ኣባላት

Read more: ማእከላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት...

ስጊንጢር ጉጅለ ህግደፍ፡ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘለዎ ጸገም ብሰላም ንምፍታሕ፡ መስርሕ ዘተ ክጅምር ተሰማሚዑ፡ ንመራሒ ዘተ ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ከልኪሉ።

Read more: ኣንጻር’ቲ ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ...

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ዝኾኑ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፡ ንህይወቶም ውሕስነት ብምስኣን ኣብ ከቢድ ጸገም ከም ዝርከቡ ተገሊጹ።

ካብ 2006 ክሳብ 2013 ኣብ ዝነበረ ግዝያት ብምድረ ባዳን ዘስካሕክሕ ገበናት ብዝፍጸመሉ ሲናን ሰጊሮም ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ኣብ ሃገረ ስራኤል ኣትዮም፡ መብዛሕቲኦም ኣብ ናይ ጉልበት ስራሕ ተዋፊሮም፡ ሸለብ ገለብ እናበሉ ህይወቶም ክመርሑ ዝጸንሑ ኣስታት 40 ሽሕ ከም

Read more: መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ኤርትራ...

ዜና

ዕውት ናይ ፕሮፖጋንዳን ውደባን ወፍሪ

ድሕሪ ዕውት ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርት ጀጋኑ ዕጡቓት ናይ ፕሮፖጋንዳን ውደባን ደግሓኤ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምዝላቕ፡ ብውሕሉል ኣገባብ ዘካየድዎ ናይ ፕሮፖጋንዳውን ውደባን ስርሒታት ወፍሪ ብዓወት ከም

Read more: ዕውት ናይ ፕሮፖጋንዳን ውደባን ወፍሪ

ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንጽጉማት ዓይነታዊ ሓገዝ ዓዲላ

ካብ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ጀሚራ ማሕበራዊ ሽግር ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀሪባ ንምርዳእን ካብ ፈተውትን ተደናገጽትን

Read more: ኣብ ሊብያ ሕጂ’ውን ብዙሓት...

ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ፡ ሽወደን፡ ዓዲ እንግሊዝ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዜጋታት ንዝፈጸሞ ኢ-ሰብኣዊ ተግባር ዝኹንን ኣብ ጎኒ ብዱላት ወገናቶም ምህላዎም ዝገልጽ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግቶን ዲስን ከባቢኣን ከምኡን’ውን ዓዲ እንግሊዝን ሽወደንን፡ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ

Read more: ኤርትራውያን ኣብ  ኣመሪካ፡...

ኣብ ኣስመራ ተመሃሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ንኢድ ምትእትታውን ጸረ-ህዝቢ ተግባርን ጉጅለ ህግደፍ ብወግዒ ተቓዊሞም።

ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣል እስላሚያ ካብ ግዜ ስርዓት ሃይለስላሴ ኣትሒዛ ዝነበረ ነባር ቤት ትምህርቲ ክንሳ፡ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ

Read more: ጉጅለ ህግደፍ ነቲ ኣንጻሩ ዝተላዕለ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox