^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ
ተጋ/ስብሓት ነጋ ምስ ጋዜጣ ወይን ካብ ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ዝተወስደ
ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል
ወይን፡- ኣብ መንግስቲ ሻዕብያ ከም ሃገር እናተኸተልናዮ ዝመጻእና ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ዝድለ ውጽኢት ከምዘየምጸአ ብዙሓት
ውጽኢት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ባይታን ኣብ ህዝብን
እምበር ኣብ ንፋስ ኣይንበብን።
ኣብ ፖለቲካ ኩነታት ምዕባለን ውድቀትን ሓንቲ ሃገር ንምምዛን ንከመይነት እታ ሃገር ትኽተሎ ልዕለ ቅርጻን፡ ብተግባር ትወፍረሉ ትሕተ ቅርጻን እንታይ ይመስል ብግቡእ ምንባብ ኣገዳሲ’ዩ። ልዕለ ቅርጻ ብዓይኒ ዘይረኣዩ ብኢድ ዘይድህሰሱ ከም ፖለቲካ፣ ሕጊ፣ ባህሊ፣ ናይ ዜጋታት ንቕሓት፣ ስነ-ልቦናዊ ብስለትን ርግኣትን ….ወዘተ ዝበሉ ወሰንቲ ዓውድታት የጠቓልል። ትሕተ ቅርጻ ድማ፡ ከም ደረጃኦም ዝሓለው ጽርጊያታት፣ መንገዲ ባቡራት፣ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ኣብያተ ዕዮታት፣ መዘናግዒ ቦታታት፣
ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ምስ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን
ዓድታት ክኒን ቅኒቶን ዝገበርዎ ንጥፈታት ኣመልኪታ ዝገበረቶ ቃለ-መጠይቕ
ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል
ሕቶ፡- ሕራይ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ናብ ካልእ ፍልይ ዝብለ ሕቶ ከስግረካ፡ ኣብ ዝሓለፈ ግዝያት ብተመሳሳሊ ገይርናዮ ናይ ዝነበርና ሓጺር ቃለ-መጠይቕ ኣብ’ቶም ብስርዓት ህግደፍ ተረሲዖም ኣብ ከቢድ ማሕበራዊ ጸገማት ዝርከቡ ክልተ ዓድታት ክኒን ቅኒቶ፡ ብፍላይ ኣብ ጽሩይ ዝስተ ማይን ቤት ትምህርትን ንዘለዎም ጸገማት ንምፍታሕ ብዓቕምኹም ገለ ክትገብሩ መደብ ከም ዘለኩም ሓቢርካና ነይርካ፡ እዚ ጉዳይ ኣበይ በጺሑ? እቲ ቤት ትምህርቲ ተሰሪሑ ኣገልግሎት ክህብዶ ጀሚሩ፡ እቲ ማይ’ከ ተዃዒቱ
ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ምስ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ዓድታት ክኒን ቅኒቶን ዝገበርዎ ንጥፈታት ኣመልኪታ ዝገበረቶ ቃለ-መጠይቕ
ካልኣይ ክፈል
ሕቶ፡ ዝያዳ ንምንጻራ ክሳብ ሕጂ ምንጪ ኣታዊኹም ካበይ’ዩ? ንቕድሚ’ከ ምንጪ ኣታዊ ንምርክብ እንታይ ዝሓዝክሞ ዝተፈልየ መደባት ኣሎ?
መልሲ፡- ክሳብ ሕጂ ጭቡጥ ምንጪ ኣታዊና እቲ ኣቐዲመ ዝገለጽክዎ’ዩ። ማለት ፍሉጣት ኣባላት እዚ ማሕበር፡ ግዱሳት
ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ምስ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን
ዓድታት ክኒን ቅኒቶን ዝገበርዎ ንጥፈታት ኣመልኪታ ዝገበረቶ ቃለ-መጠይቕ
ቀዳማይ ክፋል
ሰላም ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ መዓስከር ስደተኛታት ዝርከቡ ጽጉማት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ነበርቲ ዓድታት ክኒኒ ቅኒቶን ዝገበርዎ
ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ምስ ኣቦ-ምንበር ኦዲት ኮሚሽን
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ መ/ር ኣፈወርቂ ኣብራሃ ዝገበርቶ ቃለ-መጠይቕ፡
ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል
ሕቶ፡- ዋላ ከም’ቲ ዝበልካዮ ስለምንታይ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተፈልዩ ካልእ ሕቶታት ዘልዕል እንተኾነ፡ ግን ከም ተራ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ውድብ መጠን ኣብ ውሽጡ ብዙሓት ንጹሃትን ውፉያትን ዝነበርዎ ውድብ’ዩ። ድሙቕ መስተክራዊ ወተሃደራዊ
ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ምስ ኣቦ-ምንበር ኦዲት ኮሚሽን
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ መ/ር ኣፈወርቂ ኣብራሃ ዝገበርቶ ቃለ-መጠይቕ፡
ካልኣይ ክፋል
ሕቶ፡- ዝኸበርካ መ/ር ኣፈወርቂ መድረኽ ብረታዊ ቃልሲ ተዛዚሙ ኤርትራ ነጻ ሃገር ካብ እትኸውን ልዕሊ ርብዒ ዘመን ተቖጺሩ’ሎ፡ ናይ ትማሊ ሕልምኻን ናይ ሎሚ ጋህድን ብምንጽጻር እንታይ ክትብለና ትኽእል?
መልሲ፡- ናይ ትማሊ ሕልመይ ነጻ ሃገረ ኤርትራ ክርኢ፡ እቲ ህዝቢ ድማ ከም ኩለን ደሞክራስያውያን ሃገራት ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት ረኺቡ፡ ከይተሸማቐቐ ብነጻነት ተማሂሩ ተመራሚሩ፡ ሓሪሱ ነጊዱ ናብ’ቲ ዝለዓለ ጎደና ምዕባለ ክምርሽ
ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ምስ ኣቦ-ምንበር ኦዲት ኮሚሽን
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ መ/ር ኣፈወርቂ ኣብራሃ ዝገበርቶ ቃለ-መጠይቕ፡
ቀዳማይ ክፋል
ዝኸበርካ ጋሻና ዕድመና ኣኽቢርካ ብምምጻእካ ብስም ክቡራት ሰማዕትና ከመስግነካ እፈቱ። እሞ ከም መእተዊ ምሉእ ስምካን ትነብረሉ ሃገርን ብምግላጽ’ዶ ክንጅምር?
መልሲ፡- የቐኒየለይ፡ ስመይ መ/ር ኣፈውርቂ ኣብራሃ እበሃል። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ድማ እነብር።
ክቡራት ኣንበብቲ፡ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤትራ፡ ኣብ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዘለዎ ትዕዝብቲ ከካፍለና ምስ ገዲም ተቓላሳይ ኣቶ ረዘነ ኣብራሃ ዝገብርናዮ ቃለ-ማሕትት እነሆ ካብ ድምጺ ናብ ጽሑፍ ገልቢጥና ንዝርገሖ ኣለና። ሰናይ ንባብ።
ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ
ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ
ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን
ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን
ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ