^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 25 guests and no members online

ናይ ሓዘን መግለጺ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ብ19 ሰነ 2018 ብጻይና ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ፡ ኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ ናይ ወጻኢ ጉዳያትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሃገረ ሽወደን ምስውኡ ምስ ሰምዐ መሪር ሓዘን ተሰሚዕዎ።

ተጋዳላይ ገዛኢ ኪዳነ፡ ካብ ዕድመ ንእስነቱ ኣትሒዙ ብዝሓደሮ ልዑል ሃገራዊ ፍቕሪ ኣብ ምልዕዓልን ምውዳብን ዓቕምታት ቃልስና፡ ተርኡ ክጻወት ድሕሪ ምጽናሑ፡ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ናይ ቃልሲ ተመዲቡ ሓርበኛዊ

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ

ሰማእታትና ዝቐስኑን ህዝብታት ኤርትራ ዝድበሱን፡  ዝወደቕሉ ህዝባዊ ሓርነታዊ ዕላማ መሊኡ ሽትኡ ምስ ዝወቅዕ ጥራሕ እዩ፡

ኤርትራ ከም ሓንቲ ጥምርቲ ሃገር ብመግዛእቲ ጣልያን ካብ ዝቖሞትሉ፡ ዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ገዛእቲ ስርዓታት ኤርትራዊ ጉልበት ክምዝምዙን ባህርያዊ ሃብታ ክብዝብዙን ብሓይሊ ብረት ጨቚኖም ካብ ዝሓዙሉ ግዜ፡ ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣውን

Read more: ሰማእታትና ዝቐስኑን ህዝብታት ኤርትራ...

ንሕቶ ዶብ ብሰላም ንምፍታሕ ዝምልከት

ጋዜጣዊ መግለጺ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ

ኽቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ብቀዳምነት ቅንያት ናጽነት ስለ ዝኾነ ንመላእ ህዝብና ዮሃና ንብል። ምስኡ ለጊቡ ድማ ሰማእታትና

Read more: ጋዜጣዊ መግለጺ  ንሕቶ ዶብ ብሰላም...

ብምኽንያን ዕረፍቲ ዋዕሮ ስነ ጥበባዊት ጸሃይቱ በራኺ, ብግጥሚ መግለጺ መሪር ሐዘን፡«፡

ጓል ኣቦይ በራኺ ጥዑም ደሃያ

ክገልጾ ኣይከኣልኩን ናትኪ ሞያ

ተበጊስኪ ዶ ኣቲ ጓል ኤርትረያ

ነዛ ግጥመይ ክንዲ ብዙሕ ረኣይያ,

Read more: ብምኽንያን ዕረፍቲ ዋዕሮ ስነ...

ኩቡራትን ኩቡራንን ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ አብ NRW፤

ኩቡራትን ኩቡራንን ደቂ ሃገር፤

ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ክብል እፈቱ! እንቋዕ ከአ ኣምላኽ ነዚ ክቡር መዓልቲ አብቅዐናን፣ ብድሓነ-ሰላም አኻከበናን!

ከምቲ አብ መጸዋዕታ-ዕድሜና ነዚ መዓልት’ዚ እውን ተጠቒሱ ዚነበረ፣ ሎሚ አብዚ ኣኼባ’ዚ ተራኺቡናሉ ዘሎና ምኽንያት ናይ ቀረባ መዓልታት መስዋእቲ ናይ ዓበይትን ሓርበኛታትን መራሕትና - ብቐንዱ ከአ ናይ-ሞት-ዕርፍቲ ናይ ክቡር ኣቦና ሓጂ-ሙሳ መሓምድኑር ኴይኑ፣ ንሕና ከም ኤርትራወያን ዜጋታትን

Read more: ሞት-ዕርፍቲ ናይ ክቡር ኣቦና...

ዑደት ንረድኤት ብማሕበር ረድኤትን ምዕባሌን ኤርትራ

ማሕበር ረዲኤትን ምዕባን ኤርትራ (ማረምኤ) ከም ግብረሰናይ ማሕበር መጠንነጻ ዝኾነ ሰብኣዊ ናይ ረድኤት ማሕበር ኢዩ። ካብ ሃገርና ኤርትራ ንዝተፈናቐሉን በብግዜኡ ዝስደዱን ስደተኛታት ኤርትራውያን ብንኡስ ዓቕሙን ብናይ

Read more: ዑደት ንረድኤት ብማሕበር ረድኤትን...

ናይ ሓዘን መግለጺ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ብጻይና ገዲም ሓረበኛ ተጋዳላይ ኣብራሃም ነጋሲ፡ ኣቦ-መንበር ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሕብረት ኤርትራ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ዝነብረሉ

Read more:  ናይ ሓዘን መግለጺ

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox