^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 24 guests and no members online

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)  3ይ መዓልውዕሎ ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ

ኣብ ናይ ትማሊ ሓበሬታና፡ ናይ ኩለን ቤት-ጽሕፈታት ፈጻሚ-ኣካልንኦዲት ኮሚሽንንዞባታትን ጨናፍራትን፡ ደግሓኤ ደቂቕን ሰፊሕን ዝርዝር ጻብጻብ ናይ 3ተ ዓመት ክቐርብ ከምዝወዓለ፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ንነፍሲ ወከፍ ዝቐረቡ ጸብጻባት ድምጺ ተገይርሎምብደሞክራስያዊ ኣገባብ ብምሉእ ድምጺ ኣባላት ጉባኤ ከድቁ ከለዉ፡ ኣብ መዛዘሚ ናይ 2ይ መዓልቲ ከኣ ምምራጽ ሰክረታርያ ከምዝተሳለጠ፡ ጉባኤ ድማ ንሎሚ 3ይ መዓልቱ ክቕጽል ምዃኑ ከምዝሓበርና ዝዝከር ኢዩ።

ናይ ሎሚ ዛዕባ ኣብቲ ዝቐረበ “ንድፊ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ መደብ-ዕዮመሰረት ብምግባር ምሉእ መዓልቲ ብሕኑን መንፈስ ክቕጽል ውዒሉ። ኣብ ዝቐረቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉሕቶታት ቀሪቦም። ግቡእ መልስታት እንዳረኸቡ ድማ ብምርድዳእ ደሞክራስያዊ መደብ-ዕዮብምሉእ ድምጺ ጸዲቑ       3ይ መዓልቲ ነዚ ኣርእስቲ እዚ ዛዚሙ ጉባኤ ንጽባሕ 4ይ መዓልቱ ብካልእኣርእስቲ ክቕጽልኢዩ።

ገለ ካብቶም ፈተንትን ሓለኽትን ነጥብታት ንምጥቃስ ዝኣክል፣

  • ኣብ ዓለምናን፡ኣብ ከባቢናን፡ ኣብሃገርናንዝኸይድ ዘሎ ጸጥታዊ ኵነትን ሓደገኛነታቶምን
  • ብቀጻሊ ዝረኤ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልምላው ካበይ ዝብገስኢዩ፡ ንህዝብናን ሃገርናን ዘውርድዎ ሃስያትትን
  • ኣብ ህዝብናን ሃገርና ኤርትራን ዝወርደና ዘሎ ብርሰት ጠጠው ንምባል ናይ ቀዳምነት ቀዳምነታት
  • ፖ/ዊ ዓቕሚ ኣባል ንምዕባይ ዝሕግዝ ቀጻልነት ዘለዎ መደብ ምንቕቓሕን ኣጠቓቕማ መድያታትን
  • ቁጠባዊ ምንጪ ውድብና ብመትከል ኣብ ነፍሰ-ምርኮሳ ዝተሰረተ ምዃኑቀጻልነት ዘለዎ ቁጠባዊ ምንጪ ንምርግጋጽ ዘኽእል መደባት ወይ ፕሮጀክትታትምድህሳስ
  • ምስ ህጹጽነት ናይ መድረኽናን ኣተሃላልዋ ሓይልታት ኤርትራን፡ ንናይ ሓባር ጸላኢና ኣብ ምግጣምኡ

ውድቀት ንጸረ-ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ!

ዓወት ንካልኣይ ውድባዊ ጉባኤና!

ዓወት ንሓርነታዊ ቃልስና!

ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና!

ብክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ካብ ቦታ ጉባኤ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ/ደግሓኤ/

22መስከረም 2017

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox