Written by: ውለሽ ኣረጋይ፣ ጠዓመ በየነ

 

Bildschirmfoto_2021-03-07_um_18.18.31.png 

ልና ሰናይት ጠዓመ በየነ፣ ኣብ ሰዊት ዕድመኣ ብሓደጋ ብዕለት 27.02.2021 ኣብ ካርልስሩሀ ሃገር ጀርመን ሪፋ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ንዕለት 11.03.2021 ሓሙስ መዓልቲ ካብ ሰዓት 10፡15 ጀሚሩ ክሳዕ 11፡00 ኣብ Große Kappelle Hauptfriedhof Karlsruhe Haid-und-Neu-Straße 39 ጸሎተ ፍትሓት ክካየድ እዩ ስዒቡ ሰዓት 11፡15 ሓመድ ኣዳም ትለብሉ ኣብ መቓብር ካርልስሩሀ Hauptfriedhof Karlsruhe እዩ።

ሓብሬታ፡

ካብ ባንሆፍ (Hauptbahnhof) ቫልድሽታት (Waldstadt) ገጻ እትጓዓዝ ትራም . 4 ወሲድኩም/ክን ኣብ መዓርፎ-ትራም Hauptfriedhof ትወርዱ/ዳ። እቲ መቓብር ካብኡ 70 ሜተር ንጸጋም እዩ።

መተሓሳሰቢ

ኽንያት ኮቪድ 19 (ኮሮና) ዝተዋህበ መምርሒ መሰረት፡ ኣብ ግዜ ፍትሓት ክሳተፉ/ፋ ዝፍቀድ ብቁጽሪ ዝተወስ ጥራሕ ስለ ዝዀነን ምምዝጋብ ስለ ዝግባእን፡ እቲ ምዝገባውን ስለ ዝዓጸና፣ ኹልኻትኩም ቀበርትና ብ ሰዓት 11፡15 ኣብ መድ ድበ ንኽትሳተፉ ንላቦ። ሓደራ መሸፈን ኣፍን ኣፍንጫን ኣይትረስዑ።

ውለሽ ኣረጋይ

ጠዓመ በየነ

ምስ ምሉኣት ስድራ ቤት