^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ
በዓል 8 መጋቢት 2017
ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ ሓቢረን፥ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017 8መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ንምዝካር ይዳለዋ ኣሎዋ። እዛ መዓልቲ እዚኣ ሰብኣዊ መሰልን ጾታዊ ማዕርነትን ብከምይ ይረጋገጽ ብዝብል ንናይ ሓባር ተርድኦ ከነጥሪ ትጽውዓና መዓልቲ ሰለ ዝኮነት ሎሚውን ኣብ ዛልባው ኒድ ንክንራከብ ብኽብሪ ንጽውዕ።
መራክቢ ቦታ
ዛልባው ኒድ
Saalbau Nied
Heinrich-stahl str 3
65934 Frankfurt
ካብ ሰዓት 15:00 ድሕሪ ቀትሪ እዩ።
ንመሰልና ባዕልና!!!
ብድሐን ምጽኣ/ኡ
ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ
ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ
ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን
ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን
ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ