ብሽም መሰረታትን መሪሕነትን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ‘‘ ዋዕሮታትን ሐርበኛታትን ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ርሑስ በዓል ፋሲካን ትንሳኤ ክኾነልና ትምኒትና ወሰን የብሉን‘‘

ንኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ጾመሉጓም ፈትሐልኩም‘‘ወዲ ሰብ ዓቕሚ የብሉን እሞ‘‘ክርስቶስ በቲ ቁዱስ ደሙ ገሩ ንህዝቢ ዓለም ይፈውሶ‘‘ክርስቶስ ትንሳኤ ምውታን‘‘ኣጋዞ ለኣዳም‘‘ ኣሰሮ ለሰይጣን‘‘ ኢንዘሰ ኮነ ፍሳሃ ወሰላም ኣሜን ኣሜን‘‘ ኣስላምና ክስታና በብእምነትና ንጸሊ‘‘ ረብና ኣምላኽና