- Arrangement of transitional government after the removal of dictatorship in Eritrea
- ሃገራውን ህዝባውን ልዑላውነትና ዝግህስ ዘሎ፡ ዘቤታዊ ጨቋኒ መንግስቲ ህግደፍ እዩ፡
- ድፍረትን ዓቐናዊ ለውጥን ጽቡቕ ይምዕብል ኣሎ፡ ፖለቲካዊ ብስለትን ዓይነታዊ ለውጥን ግን ኣይግድን።
- ብምኽንያት 8 መጋቢት ዓለም ለኻዊ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ፡-
- نص كلمة رئيس المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري في حفل افتتاح المؤتمر السابع لحزب الوطن الديمقراطي الإرتري
- ተላፊንካ ንምስራሕ ክቐርብ ዘለዎ መዐቀኒ ኣብ ሃገራዊ ልኡላውነት ዝኣምን ዘይኮነ፡ ኣብ ህዝባዊ ልኡላውነት ዝኣምን ክኸውን ይግባእ።
- ደረጃ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ዓቕሚ ዘማላኽቱ ሰለስተ እዋናዊ ኣሉታዊ ተርእዮታት፡
- The difference between federation and confederation
- Eritrea military training camps raise concerns about security in eastern Sudan
- ብሽፋን ነጻ ሓሳብ ነጻ ሜድያ ንክልተ ደምበ ከተገልግል ምፍታን ብህዝቢ ምልጋጽ’ዩ።
- ኣብ መበል ዓሰርተ ሓደ ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ ሰራዊት ኤርትራ ኣንጻር ጨቋኒ ምልካዊ ስርዓት ክለዓል ንጽውዕ !!
- Two Eritreans dead and two injured in severe violence in Israel
- State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
- ኣብ ህላወ ኢሳያስ ዝህሉ ምስ ምውጋድ ኢሳያስ ዝቕህም ኣምልኾ
- ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2024 ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- ንዘይ ሕጋዊ ስርዓት ዝተሰከመ፡ ዘይሕጋዊ ምንጪ ገንዘባዊ ኣታዊ ይቃላዕ፡ ይቋረጽ!
- ኤርትራ መሬታ፡ ባሕራን ሰማያን ልኡላውነት ናይ ህዝብታት ኤርትራ’ምበር፡ ናይ በሓቲ መንግስቲ ህግደፍ ኣይኮነን፤
- Mestyat Betna | ንዕብዳን ሓሙሽተ ዓመታት እተንጸባርቕ ሰነድ ህግደፋውያን
- ህዝባዊ ቃልስና ብስሉጥን ዘተኣማምንን ዝዕወት፡ ህዝብናን ሃገርናን ማእከል ብምግባር ክንቃለስ ምስ እንበቅዕ እዩ:
- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
We have 142 guests and no members online
ሓተታ
- Written by: ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)
መድረኽ ምስግጋር ኣዚዩ ሕልኽልኽ ዝበለን ኣደናጋርን ምዃኑ ደጋጊመ ዝጸሓፍኩዎን ኣጋጣሚ ክርከብ ከሎ ክኣ ዝመደርኩሉን እኳ እንተዀነ፡ ኣብ ለውጢ ወሳኒ ተራ ስለዝጻወት ዳርጋ ኲልና ኣብ ደምበ ተቓውሞ እንርከብ ኣብኡ ከነተኲር ዘይስገር እዋናዊ ዕማም ኰይኑ’ሎ። “ኣንቲ መን ሽምኪ? ገመል! እንታይ ድኣ ነነይ ትብሊ? ኣመል!” ዝበሃል ኣዘራርባ ስለዘሎ፡ ኲላትና ኣኣመልናን ዘዝምባሌናን ከነዐውት ንቀዳደም ኣለና። ኲላትና ድማ ኣብ ጭንቀት ንርከብ (stress).
- Written by: ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
ዝኽረ ስውኣት
"....ስድራ ስውኣት ጋር (ጋር ነብሲ) ደቆም ክበልዑ ኣይኮኑን ተፈጢሮም...."
"....እዚ ህዝቢ፡ ሰንበት ሰንበት ኣብ ገዝኡ ኬድና በጊዕ ክንሓርደሉ ድዩ ደልዩ?...."
እዘን ክልተ ብሂል ካብተን ገለ "ወርቓዊ ቃላት” ኢሰያስ አፈወርቂ ኣብ ዝተፋላለዩ አጋጣምታት ዝተዛረበን'የን።
ኤርትራዊት ስድራ ቤት ኣሽንኳይዶ ጋር ደቓ ክበልዕሲ፡ መስዋእቶም ዝምለስ እንተ ዝኸውን፡ እታ ዝደኸየት ስድራ’ውን ዝኽፈለት ከፊላ፡ ውላዳ ንምድሓን ከም እትብጆ ዘጣራጥር ኣይኮነን። ብተወሳኺ ህዝብ
Read more: ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት (ደግሓኤ)
- Written by: ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ሆደ
ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ
እዚ ወርሒ እዚ ሰማእታትና ንዝክረሉ ወርሒ’ዩ። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዘመን ዝኽርና ግን ንህዝቢ ትግራይ ቐዳምነት ክንህቦ ወሲና። ሰማእታትና ኣዕኑድ ታሪኽና፣ ባና ጽባሕ ናጽነትና፣ ክብርናን ኩርዓትናን ኣብ ዓመት ሓንሳብ ዘይኮነ መዓልታዊ ሕድሪ ናቶም እናፈጸምና’ና ክንዝክሮም’ዩ ዝግባኣና። ህዝቢ ኤርትራ ኣዋርቕ ደቑ ‘’ዓወት ንሓፋሽ’’ እናበሉ
Read more: ህጹጽ ጻዊዒት ንመንግስታት ዓለምና ንሂወት ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓም!!! ሰማእታትና፣ ወርሒ ሰኔ ጥራይ ዘይኮነ ሙሉእ ዓመት ይዘከሩ!!!
- Written by: ጌታቸው በላይ
ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግጭት ዘይፍለዮ ዞባ ምዃኑ ብዙሓት ዝሰማምዕሉ’ዩ። ጠንቂ ናይ’ቲ ግርጭት ከኣ፡ ሓቚፍዎ ዘሎ ዕቁር ባህሪያዊ ጸጋታት ዘይኮነ፡ ዘለዎ ጂኦግራፊካዊ ዓለማዊ ኣገዳነት ምዃኑ፡ ብዙሓት ምሁራት ብመርተዖ ኣደጊፎም የረድኡ። ብጂኦግራፊካዊ ኣቀማምጣኡ ዝግደሱ ድማ ካብ’ቶም ዋናታት ናይ’ቲ ዞባ ዝኾኑ ህዝብታትን መንግስታትን ወጻኢ፡ ፍልጠት፣ ገንዘብ፣ ሃይማኖት፣ ፖለቲካ፣ ቴክኖሎጂ ሒዞም ካብ ርሑቕ ዝመጽኡ፡ ብልዕልና ግዝኣተ ሕጊ፡ ስርዓተ ደሞክራስያዊ ምሕደራ፡ ክብረት መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል ብዙሕ ዝብሉን ዝመጻደቑን ሰብ ፍሉይ ረብሓ’ዮም።
- Written by: ኣሮን በርሀ
ኢሳያስ ብሕጋዊ ዓይኒ መራሒ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣይኮነን። ባህሪኡ’ውን ምስ ባህሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይቃዶን። ብፖለቲካዊ መዳይ ህዝባዊ ኣረኣእያ የብሉን። ከምኡ ምዃኑ ፋሽሽታዊ ተግባሩ ምስክር’ዩ። ንስሙ ናይ ነጻነትን ሓርነትን ተጋደላይ’ዩ። ናይ ነጻነትን ሓርነትን ተጋዳላይ ህዝቢ ከኽብር፡ ንስለ ህዝቢ ብዙሕ ውልቃዊ ባህግታቱ ብጸጋ ክኸፍል’ዩ ትጽቢት ዝግበር። ኢሳያስ ግን፡ ስለ ድሕነት፡ ክብረትን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ ዝሓስብ ኣእምሮ፡ ዝስከፍ ሞራል ኣይነበሮን። ሕጂ’ውን የብሉን። ብናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ግን ጎሮሮ ፖለቲካ ኤርትራ ዓትዒቱ፡ ምስትንፋስ ህዝቢ ዓጽዩ ዘጨንቕ ዘሎ ንሱ’ዩ። ጎሮሮ ፖለቲካ ሃገረ ኤርትራ ዓትዒቱ ብምሓዝ ክሻድን ዕድል ካብ ዝሃቦ ኣጋጣሚ ሓደ ድማ፡ ምስ ምውጋድ ስርዓት ደርግ ኣብ ዝበዝሕ ህዝቢ ኤርትራ ተፈጢሩ ዝነበረ ሕጋዊ ውሕስነት ዘይተገብረሉ ንጹህ ፖለቲካዊ እፎይታ ዝፈጥሮ ምዝንጋዕ’ዩ።
- Written by: ኣሮን በርሀ
ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ከመይ ዝበለ ኣሰካፊ ጥርዚ በጺሑ ከም ዘሎ፡ ንለባማትን ሓላፍነታውያንን ኤርትራውያን ብሩህ’ዩ። ንዓኻትኩም ንበሃማት ኣመለኽቲ ኢሳያስን ህግደፍን ግን ገና ኣይተሰቆረኩምን። ከም’ቲ “ብዘመነ ውቤ ዝጸመመ ውቤ ክብል ይነብር” ዝበሃል ምስላ፡ ብራዕዲ ድዩ ብምድንጋር ሓንሳብ ኢሳያስ ህግደፍ ዝብል ኣስማት ኣብ ኣእምሮኹም ከም ሓወልቲ ምስተቐርጸ፡ ፖለቲካዊ መግለጺ ብዘይብሉ ኢሳያስ መራሒና ህግደፍ መንግስትና ትብሉ ኣለኹም።
- ጉጅለ ህግደፍ ስለምንታይ’ዩ ኣብ ወርሒ ሰነን መስከረምን ዝገፍፍ?
- ንዘይትኣምነሉ ፖለቲካዊ ርእይቶ ምቅዋም መሰል’ዩ ኣብ ሓጺር ግዜ ንህግደፍ ስለ ዘይኣለይዎ ኢልካ ምኹናን ግን ፖለቲካዊ ድኽነት’ዩ።
- ኣብ ምቛም ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር ዘይበቕዑ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ኣብ ሓደ ውድብ ተጥርኒፎም ኣወንታዊ ውጽኢት ከምጽኡ ምጽባይ ክውንነታዊ ኣይኮነን።
- ኤርትራውያን ብማሕበራዊ ክብርታትና ክንሕበን፡ ብፖለቲካዊ ኣገንዝቦናን ምሕደራናን ድማ ክንሓፍር ይግባእ።
- ትግራይ ኣብነታዊ መሪሕ ፖለቲካዊ ብቕዓት፡ ህዝባዊ ሕራነን ዓወትን።
- ፍትሓዊ ኮይኮንካ ፍትሒ ምድላይ፡ ብተግባር ከይተሳተፍካ ዓወት ምጽባይ ፖለቲካዊ በለጽ’ዩ።
- ኣብ ሓንቲ ምሸት፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት፡ ዝተዋደደ ናይ ቅንጸላ ትልሚ፤ ግን. . . .። ንዝኽሪ 31 ነሓሰ 1996 ዓ.ም.
- ታሪኻዊ መሰረትን ንጹር ስነ-ሓሳብን ዘይብሉ ፖለቲካን ሱር ዘይብሉ ኦምን ሓደ።