mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
  • Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
  • Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
  • ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡  ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡  
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
  • Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister

We have 79 guests and no members online

ቃል ሓዘን

መርድእ

Written by: ውለሽ ኣረጋይ፣ ጠዓመ በየነ
Published: 07 March 2021

 

Bildschirmfoto_2021-03-07_um_18.18.31.png 

ጓልና ሰናይት ጠዓመ በየነ፣ ኣብ ሰዊት ዕድመኣ ብሓደጋ ብዕለት 27.02.2021 ኣብ ካርልስሩሀ ሃገር ጀርመን ዓሪፋ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ንዕለት 11.03.2021 ሓሙስ መዓልቲ ካብ ሰዓት 10፡15 ጀሚሩ ክሳዕ 11፡00 ኣብ Große Kappelle Hauptfriedhof Karlsruhe Haid-und-Neu-Straße 39፡ ጸሎተ ፍትሓት ክካየድ እዩ። ስዒቡ ሰዓት 11፡15 ሓመድ ኣዳም ትለብሰሉ ኣብ መቓብር ካርልስሩሀ Hauptfriedhof Karlsruhe እዩ።

ሓብሬታ፡

ካብ ባንሆፍ (Hauptbahnhof) ንቫልድሽታት (Waldstadt) ገጻ እትጓዓዝ ትራም ቊ. 4 ወሲድኩም/ክን ኣብ መዓርፎ-ትራም Hauptfriedhof ትወርዱ/ዳ። እቲ መቓብር ካብኡ 70 ሜተር ንጸጋም እዩ።

መተሓሳሰቢ

ብምኽንያት ኮቪድ 19 (ኮሮና) ዝተዋህበ መምርሒ መሰረት፡ ኣብ ግዜ ፍትሓት ክሳተፉ/ፋ ዝፍቀድ ብቁጽሪ ዝተወስነ ጥራሕ ስለ ዝዀነን ምምዝጋብ ስለ ዝግባእን፡ እቲ ምዝገባ’ውን ስለ ዝዓጸና፣ ኹልኻትኩም ቀበርትና ካብ ሰዓት 11፡15 ኣብ ሓመድ ድበ ንኽትሳተፉ ንላቦ። ሓደራ መሸፈን ኣፍን ኣፍንጫን ኣይትረስዑ።

ውለሽ ኣረጋይ

ጠዓመ በየነ

ምስ ምሉኣት ስድራ ቤት

“ናይ ሓዘን መግለጺ“

Written by: ደግሓኤ
Published: 07 March 2021

“ናይ ሓዘን መግለጺ“

ዜና ዕረፍቲ ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ኣባል መሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና፣ ኣብዚ እዋን እዚ መስዋእቲ ሓርበኛ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ዓBildschirmfoto_2021-03-07_um_17.55.52.pngቢ ክሳራ ንደንበ ፍትሒ ኤርትራ ብዓቢኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ኢዩ።

በዚ ናይ መሪር ሓዘን ኣጋጣሚ ድማ ብስም መላእ ኣባላት ውድብና ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ሓዘና እንዳገለጽና ንመላእ ስድራ - ቤቱን፣ ቤተ-ሰቡን፣ ኣዕርኹቱን መቓለስቲ ብጾቱን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል፣ ንሓርበኛ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ከኣ ልኡል ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ፡ መንግስተ-ሰማየት የዋርሶ።

ናይ መሪር ሓዘንኩም ተኻፈልቲ፡

ደግሓኤ፡

የካቲት 20/2021።

ቃል ሓዘን

Written by: ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ
Published: 07 March 2021

ቃል ሓዘን

ብዜና ዕረፍቲ ገዲም ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ መሪር ሓዘን ከም ዝተሰምዖም ይገልጹ።

Bildschirmfoto_2021-03-07_um_17.36.59.png

ውፉይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ካብ ግዜ ንእስነቱ ጀሚሩ፡ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብምስላፍ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰን፡ ምስ ብጾቱ ዓበይቲ ሰውራዊ ቅያታት ዝሰርሐን ተጋዳላይ እዩ ነይሩ። ምልካዊ ስርዓት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ጠሊሙ ግዳይ ግፍዓዊ ተግባራቱ ኣብ ዝገበሮ ከኣ፡ ኣንጻር ምልኪ ወጊኑ፡ ንፍትሕን ንሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ከይተሓለለ ዝተቓለሰ እዩ።

ክቡር ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እናነበረ እንከሎ፡ ብሕማም ምኽንያት ካብ እዛ ዓለም ብመስዋእቲ ብምፍላዩ ምዕራፉ፡ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዓቢ ክሳራ ምዃኑ ብሩህ እዩ።

ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ ምስ’ቲ ብዕረፍቲ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ዝተሰምዖም ከቢድ ክሳራ እንዳገለጹ፡ ናይዚ መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ምዃኖም ይገልጹ። ንስዉእ ኣምባሳደር መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንስድራቤቱ፣ ንሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ንመላእ ደምበ ተቓውሞን ከኣ ጽንዓት ይሃብ።

ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

إرتريا تودع المناضل والنقابي الكبير آدم إدريس هاسري

Written by: ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ
Published: 09 January 2021

بقلوب مؤمنة بقضاء الله وقدره، يحتسب المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي عند الله المناضل والنقابي الكبير / آدم إدريس هاسري الذي لبى نداء ربه يوم الأربعاء الموافق 6 يناير 2021 في مدينة القاهرة بجمهورية مصر العربية.

Read more: إرتريا تودع المناضل والنقابي الكبير آدم إدريس هاسري

ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው)

Written by: ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ
Published: 06 November 2020

Bildschirmfoto_2020-11-06_um_10.16.39.png

ዓቢ ኤርትራዊ ጋዘጠኛን ሓርበኛ ተቓላስን ኣቶ ብርሃነ ወልደገብሪኤል ብዝሓደሮ ከቢድ ሕማም ብሰኑይ ዕለት 26/10/2020 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና።

Read more: ቃል መሪር ሓዘን ብምኽንያት ዕርፍቲ ሃገራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ወልደገብርኤል (ሱዳን ናው)

ኣዜብ ጓል ኣቦይ ዘሚካኤል ዋዕሮ‘‘ንስኺ ውን ኣፋንዉኒ ኢልኪ ዶ።

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 September 2020

ኣዜብ ጓል ኣቦይ ዘሚካኤል ዋዕሮ‘‘ኣፋንዉኑ ዶ ኾነ ኣብዛ ተካል እዋን‘‘ሰለ ዝጨርሑ ኤርትራ ንኤርትራዊያን‘‘ከም ኩሎም ሐመድ ዓዶም ዝሐረሞም ሃገራዊያን‘‘ሐመድ ድበኺ ኣብ ሃገር ጀርመን‘‘ኣዜብ ኣብ ቁርን ጸሐይን‘‘ምልኪ ይፍረስ ዝጨረሔት‘‘ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ ዝኾነት ኣብነት‘‘ዓለም ኣርኪባታ ሐርነት ከረኣየት‘‘ነጻነትና ብምልኪ ስለ ዝተተከኤ‘‘ ትም ዘይበለት ህዝቢ እንዳ ጠፍኤ‘‘ምስ ዓበይትን ናእሽቱን ኣብ ኩሉ ትረኤ‘‘ኣዜብ ዓቕለኛ‘‘ኢዳ ዘይሃበት ንለኹመኛ‘‘ ልሳን ህዝባ‘‘ኣብ ጊሰን ጀነቫ ዝተራእየት ኣብ ቦሎኛ‘‘

Read more: ኣዜብ ጓል ኣቦይ ዘሚካኤል ዋዕሮ‘‘ንስኺ ውን ኣፋንዉኒ ኢልኪ ዶ።

  1. ናይ ሓዘን መግለጺ ብዕረፍቲ ተጋዳላይ ዘርእሰናይ ተወልደ ቀላቲ
  2. ናይ ሓዘን መግለጺ ብዕረፍቲ መስዋእቲ ተጋዳላይ ዘርእሰናይ ተወልደ ቀላቲ
  3. ዕረፍቲ ዘሪኢሰናይ ተወልደ
  4. ቃል መሪር ሓዘን
  5. ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ዓቢ ተቓላሳይ መምህር ሙሳ ኣራሖ ጉባላ
  6. መግለጺ ድርብ ሐዘን - ብምኽንያት ዕረፍቲ ብጻይና ዶክተር መሐመድ ኢብራሂም ኣደምን፡ ብዕረፍቲ በዓልቲ ቤቱ ንስዉእ ዓብደላ እድሪስ፡ ወይዘሮ ኣምና እሙ ኢብራሂምን።
  7. ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ሓርበኛ ተጋዳላይ ፍቕረማርያም ወልደሚካኤል
  8. መግለጺ ሓዘን ፡

Page 1 of 4

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4

Designed by pickjoomla.com