ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

Veröffentlicht: Freitag, 14. Oktober 2022 Geschrieben von Super User

ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ

ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

ተላዒልዩ ብደገን ብውሽጥን ሐሪኑ’’

ህግደፋዊያን ኣምለኽቲ ሸፋቱ

ርስቶም ተገዲፎም እኳ ዘይሐተቱ

ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቖ ዘይጥምቱ

ብሰንኩም ህዝቢ ኤርትራ ተኻላቢቱ’’

Weiterlesen: ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

Veröffentlicht: Montag, 03. Oktober 2022 Geschrieben von በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን

ያኣክል ኢልና ሱር ከይሰደደ

ዓገብ ኢልና መንእሰይ ከይተሰደደ

ኣንጊህና ንሕጊ ጫካ ከየሰወደ

ወላድ መኻን ከይኮነት ኤርትራዊት ኣደ’’

Weiterlesen: ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

Veröffentlicht: Montag, 15. August 2022 Geschrieben von በርሀ ዑቅባዝጊ

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ክንፋነወካ ኣምላኽ ካብ ፈቐዶ

ወየ ወየ ክንብለልካ ብማዕዶ’’

ወደቦይ ገብረሚካኤል ኣለም

ተጋዳላይ ኣባል ውድብ ሳግም

ታሪኽካ ሂያው ዩ ንዘለኣለም’’

Weiterlesen: ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

Veröffentlicht: Sonntag, 07. März 2021 Geschrieben von በርሀ ዑቅባዝጊ

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

ብጉጅለ ኢሰያስ መን ዘይተበደለ

ብደቂ መታሕት ከም ዝተዓብለለ

ዮሴፍ ሱሳ ካብ ሚእቲ ዮም ዝበለ

እንታይ ዕላማ ክሃርም ስለ ዝደለ’’

Weiterlesen: ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

መልሲ ንመቃናጀውቲ

Veröffentlicht: Sonntag, 07. März 2021 Geschrieben von በርሀ ዑቅባዝጊ

መልሲ ንመቃናጀውቲ

ሙሁራት ኢና በሃልቲ

ንፋስ ዘእትዉ በተንቲ’’

Weiterlesen: መልሲ ንመቃናጀውቲ

ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

Veröffentlicht: Sonntag, 07. März 2021 Geschrieben von በርሀ ዑቅባዝጊ

ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ

ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

ብዋጋ ደምና ንውሑዳት ጠቕሚ

ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ተጠቃሚ

ንሰሐቕ ኢሰያስ ብክያት ዩ ዝዛዘሚ’’

Weiterlesen: ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ