ንዋዕሮ ኣምና ሳልሕ እሙ ኢብራሂም‘‘በዓልቲ ቤቱ‘‘ንስዉእ ጅግና ዓብደላ እድሪስ‘‘ንእሙ ኢብራሂም ኣላህ ይርሐምኪ‘‘ ኣብዛ ዓለም ታሪኽ ገዲፍኪ‘‘ካብዛ ዓለም ሐሊፍኪ‘‘ ንስድራቤት ጽንዓት‘‘ንመዋቲት ጀና‘‘እንዳ ተመነና ንፋነወኪ ኣለና።

ኣላህ ይርሐምካ‘‘ ሐርበኛ ሸሂድ ብጻይ‘‘ረቢ ይቀበልካ ኣብ ጀና‘‘ በሳራርሐኻ ተሐቢነ‘‘ነረ ቀሲነ‘‘ ብመስዋእቲኻ ብዙሕ ሐዚነ‘‘እንታይ እሞ ፍቃድ ረቢ ካብ ኮነ።

ስዉእ ዶክተር መሐመድ ኢብራሂም ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽዩ ነባሪ‘‘ ይግባኣካዩ ክብሪ‘‘ኣብዛ ዓለም ታሪኽ ገዲፍካ ሐሊፍካ‘‘ ይቅሰን መቃብካ‘‘ሕድርኹም ተቀቢልና‘‘ቃልስና ክንቅጽሎ ኢና‘‘ንስድራቤትካ ጽንኣት‘‘ንሽሂድና ጅግና ጀና።

ብሽም መሰረታትን ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ናይ ሐዘንኩም ተኻፈልቲ ጽንዓት ይሃብኩም የሃበና‘‘ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ;ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፣ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን‘‘ብኣባል ተሐኤ በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን።