ናይ ሓዘን መግለጺ

 

ብዕረፍቲ ብጻይ ከሰተ ተስፋማርያም (ሓረስታይ)

Ein Bild, das Menschliches Gesicht, Lächeln, Kleidung, Brille enthält.

KI-generierte Inhalte können fehlerhaft sein.

 

ብጻይ ከሰተ ተስፋማሪያም፡ ምሉእ ዕድ ንህዝቡን ሃገሩን ኣብ ዘገልግለሉ ዝነበረ ህሞት ብዝሓደሮ ከቢድ ሕማም፡ ብዕለት 23.06.25 ኣብ‘ዛ ዓለም ሓዲጉና ምፍላዩ ብመርድእ ሰማዕና ከም ኩሎምባላት ስድራ-ቤቱን ምሉኣት ፈተውቱን፣ ንሕና ብጾቱ ኣባላት መቓልሕ-ኤርትራ ኦርጋናይዘሽን ዝተ.ማ. እውን መሪር ሓዘን ከም ዝተሰመዓና ንገልጽ።

ብጻይ ከስተን ስድራ ቤቱን ኣብ ጐድኒ መቓልሕ ኰይኖም ዘበርከትዎ ዘይሕለል ደግፍ እናመስገንና ዘለኣለማዊ ሰላማዊ ዕረፍቲ ክዀነሉን፡ ንክብርቲ መሓዛና በላይነሽ በዓልቲ ቤቱን ዝተፈትዉ ደቁን ድማ ንሓዘኖም ዝጽውር ጽንዓት ኪገብሩ ንምነ።

 

 

ንዘለኣለም ብጾትካ ኣባላት መቓልሕ-ኤርትራ ኦርጋናይዘሽን ዝተ.ማ.

 

27.06.2025