ሓገዝ ንጸረ ለበዳ ቫይረስ፡ ዝርርብ ምስ ሓገዝ ንጸረ ለበዳ ቫይረስ፡ ዝርርብ ምስ ወኪል ማረምኤ ብዛዕባ ህጹጽ ጠለባትን ኣወዓዕላን ህዝባዊ ሓገዝ ንኤርትራውያን ስደተኛታት

Veröffentlicht: Samstag, 18. April 2020 Geschrieben von Super User Drucken E-Mail

17.04.2020 ATV: ዝርርብ ምስ ወኪል ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ - ብዛዕባ ህጹጽ ጠለባትን ኣወዓዕላን ህዝባዊ ሓገዝ ንኤርትራውያን ስደተኛታት