ኤርትራዊያን ደቀባት ደቂ ርስቲ ካብ ጥንቲ ነዘዝመጹ ወረርቲ ዝኸፈልና ረዚን መስዋእቲ‘‘
እታ ኤርትራዊት ዋዕሮ
ሐማደኤ ምስ ኮና ሃረምቲ ኮቦሮ
ብምሕደራ ጃንዳ ህግደፍ ዜሮ
ሩባ ወሪዳ ማይ ብዝባና ትጾሮ
Weiterlesen: ኤርትራዊያን ደቀባት ደቂ ርስቲ ካብ ጥንቲ ነዘዝመጹ ወረርቲ ዝኸፈልና ረዚን መስዋእቲ‘‘
ብግፋ ሃገር ጥራያ ኣትሪፎማ፡ ተቃውሞ ደንበ ድማ፡ዝደሐራ ዝቐደማ፡ክንዲ ዝግደማ፡ኣብ ኣዳራሻት ድራማ።
ቆሉዑ ከለና ከምዚ ንብል ነርና;
ኣመሪካኖ ፈይ ፈይ;ክሎ ሽኮር ንኣፈይ;
ምስ ጎበዝና;ኤርትራ ንኤርትራዊያን ጨሪሕና;
Weiterlesen: ብግፋ ሃገር ጥራያ ኣትሪፎማ፡ ተቃውሞ ደንበ ድማ፡ዝደሐራ ዝቐደማ፡ክንዲ ዝግደማ፡ኣብ ኣዳራሻት ድራማ።
ገመለይ ኣዉልዔይ ኣንበልቢላ;; ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ; እንበር እንተ ተበጊሳስ;
ንሳ እያ ከም ትማሊ ተምጽእ ራህዋ;;
ከምዚ ሕጂ ኣብ ሰብዓታት;ብኩዑሶ;ህዝቢ ብቲፎዞ ምስ ተባእሰ;ኣውራጃ ንኣውራጃ
Weiterlesen: ገመለይ ኣዉልዔይ ኣንበልቢላ;; ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ; እንበር እንተ ተበጊሳስ;
ካብ ጌጋና ተማሂርና ዶ እወ እንተኮይኑ ተዳሊና ዶ
እንታይ ደኣ በበይንኻ ኣጉዶ
ንሰላማዊ ስልፊ ዲሲ ዘሰንበዶ
ንኣርዮስ ኣውሪድና ዘይንፈርዶ;;
መለይ ኣንበልብሊ
ዘለፋታት በዚሑ እሞ ሐቂ ዶ ክንዛረብ ተበላጺ መልሐስካ ከንሽቦ ግበር ኣደብ;;
ብደገን ውሽጥን እንታይ ይበሃ ኣሎ
ጉሒላ ብነጻነትና ክምድር መን ወከሎ
ቂመኛ ደቀባት ተኣለ ዩ ዝበሃል ዘሎ;;
Weiterlesen: ዘለፋታት በዚሑ እሞ ሐቂ ዶ ክንዛረብ ተበላጺ መልሐስካ ከንሽቦ ግበር ኣደብ;;
ገመለይ ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ እንተ ተበጊሳ ንሳ እያ ተምጽእ ራህዋ
ገመለይ ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ
እንተ ተበጊሳ ንሳ እያ ተምጽእ ራህዋ;;
(ሐቂ ዶ ክንዛረብ)