mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
  • Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
  • ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
  • Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
  • Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
  • ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
  • Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
  • Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
  • جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
  • መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡

We have 31 guests and no members online

ዜና ትግርኛ

ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ

Details
Written by: ክብሮም ከሰተ (ደግሓኤ)
Published: 14 August 2023

መጀመሪያ ‘ዚ “ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ” ዝብል ብዙሕ ከዛርብ ዝኽእል ክልተ ቃላት፡ ኣምለኽቲ ኢሳያስ ኣብ ጊሰን ሃገረ ጀርመን ንዝወደብዎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ፈስቲቫል ንምብርዓን ኣብ ዝተገብረ ተቓውሞ፡ ካብ ገለ ኣባላት “ብርጌድ ንሓመዱ” ዝሰማዕክዎ ምኳነይ ክገልጽ እፈቱ።  ከምእ’ውን ብርጌድ ንሓመዱ ነቲ ብተግባር ዝዛረብ ዝኸፍልዎ ዘለው ክቡር ዋጋ  ዘለኒ ኣኽብሮት ከረጋግጽ እደሊ።  ንፖለቲካዊ መንነት እንኮ-ሰባዊ ስርዓት ኢሳያስ ከቃልዑ፡ መደባቱ ከፍሽሉ፡ ገንዘባዊ እቶት ከይረክብ ክዓጽው፡ ንኣሽበርቲ ኣምለኽቱ በቲ ዝርደኦም ቋንቋ ገጢሞም ብተግባር ከርዕዱ፡ ብዙሕ ገንዘባዊ ወጻኢታት ገይሮም ካብ ርሑቕን ቀረባን ተኣኻኺቦም ዝኸፈልዎን ገና ዝኸፍልዎ ዘለውን ናይ ማህረምቲ፣ መስበርቲ፣ ማእሰርቲ ከቢድ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን ዋጋ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ናይ ክብሪ ቦታ ክሰፍሩ ዘለዎም ፍሩያት ተግባራት ብምዃኑ ሓበን ይሰማዕኩም ክብሎም እደሊ።

Read more: ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ

ኣብ ሽወደን ዘሎ ሃዋሁ ተኣምር'ዩ! እቲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ጀሚሩ'ሎ

Details
Written by: Mestyat Betna
Published: 03 August 2023

ናይ ሓዘን መግልጺ፡ ንዕረፍቲ መምህር ተስፉ ዘውደ

Details
Written by: Editor in Chief
Published: 12 June 2023

Tesfu Zewdeመምህር ተስፉ ዘውደ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ብዝሓደሮ ሕማም፡ ብዕለት 02.06.2023 ኣብ ከተማ ዳርምሽታት ሃገረ ጀርመን ካብ’ዛ ዓለም ምፍላዩ ምስ ተረዳእና፡ ንሕና መቓልስቱ ኣባላት መቓልሕ ኤርትራ ኦርጋናይዘሽን ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።

መምህር ተስፉ ዘውደ፡ ምስ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ፡ ኣብ ሜዳ ኤርትራ እናተቓልሰ እንከሎ፡ ብዝወረዶ መውጋእቲ ምስንካሉ ጥራሕ ዘይኰነ፡ ብድሕሪኡ’ውን ብሰንክ’ቲ ንምልካዊ ኣገባብ ምሕደራ ዘማዕብል ዝነበረ ኣድሓርሓሪ ጉጅለ መሪሕነት ኢሳያስ ዘቕርቦ ዝነበረ ነቐፌታታት፡ ካብ’ቲ 

ንምቕንጻሉ  ብምድግጋም ዝውጠን ዝነበረ እከይ ስርሓት ከምልጥ ክኢሉ እዩ። ይኹን’ምበር በቲ ዘየቛረጸ ናይ ምቕንጻል ብድሆታት እቲ’ውን ንስደት ከምርሕ ተገደደ።

Read more: ናይ ሓዘን መግልጺ፡ ንዕረፍቲ መምህር ተስፉ ዘውደ

ነቂልካ ዶ ተስፉ ጅግና ወዲ ኤረ፡ ወደቦይ ዘውደ በዓል ቁምጣ ስረ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን
Published: 10 June 2023

ነቂልካ ዶ ተስፉ ጅግና ወዲ ኤረ

ወደቦይ ዘውደ በዓል ቁምጣ ስረ

ኣንጊሁ ኣብ ጎቦታት ኤረ ዝሐደረ’’

Read more: ነቂልካ ዶ ተስፉ ጅግና ወዲ ኤረ፡ ወደቦይ ዘውደ በዓል ቁምጣ ስረ

መርድእ

Details
Written by: ስድራ-ቤት ተስፉ ዘውደ
Published: 06 June 2023

Tesfu Zewde

እነፍቕሮ ሓውናን ኣቦናን ተስፉ ዘውደ ብዝጸንሖ ሕማም ምኽንያት ሕክምናዊ ኣገልግሎት እኳ ክካየደሉ እንተጸንሐ፡ ኣብ መወዳእታኡ ግን ውጽኢት ስለዘይተረኸቦ ዓርቢ ዕለት 02.06.2023 ኣብ ከተማ ዳርምሽታት ካብ‘ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ።

ነፍሰ-ሄር ተስፉ ዘውደ ንምፍናው እዚ ዝስዕብ መደብ ተሰሪዑ ኣሎ፥

Read more: መርድእ

ጀርመን ንኤርትራውያን ዝምልከት ዘጽደቐቶ ሓድሽ ሕጊ

Details
Written by: Super User
Published: 13 October 2022
ፓስፖርት ኤርትራ ዝሓዘ ሰብ

ምንጪ ስእሊ, Getty Imagesቅድሚ 2 ሰዓታት

ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣገደስቲ ሰነዳት መገሻ ንምርካብ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ መረጋገጺ ወረቐት ከቕርቡ ዘገድድ መስርሕ፡ ፌደራላዊ ቤት ፍርዲ ጀርመን ውዱቕ ከምዝገበሮ ተገሊጹ።

መንግስቲ ጀርመን፡ ናብታ ሃገር ብዝተፈላለየ መንገዲ ኣትዮም ዑቕባ ንዝሓተቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ከምኡ'ውን ብመስርሕ 'ምትእኽኻብ ስድራቤት' ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣባላት ስድራኦም ናብታ ሃገር ክኣትዉ ንዝደልዩ ኤርትራውያን፡ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፖስፖርትን ካልእ መሰነይታ ሰነዳትን ከምጽኡ ከምዘለዎም ከገድድ ጸኒሑ እዩ።

ኣብ ውሽጢ ጀርመን’ውን እንተዀነ፡ እቶም እታ ዓዲ እትደልዮ ግቡኣት ኣማሊኦም ዜግነት ናይ ጀርመን ክወስዱ ዝግባኦም ኤርትራውያን፡ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ሰነዳት ከምጽኡ ከምዘለዎም ስለዝሕበሮም፡ ንጉዳዮም ብጠበቓ ንኽማጐቱ ናብ ዘየድሊ ወጻኢታት ክቃልዑ ምጽንሖም ዝሕብሩ’ውን ኣለዉ።

ኣብ ሚያዝያ 2021 ብኣማኢት ዝቝጸሩ ኤርትራውያን ነቲ መንግስቲ ጀርመን ብዝኽተሎ ተሪርን ዘየድልን ሕግታት ኣብ ጸገም ብምውዳቘም ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዶም ዝዝከር ኰይኑ፡ ቅድሚኡ’ውን ነቲ ጸገማት ንምፍታሕ ካብ ኣብያተ ፍርዲ ክሳብ ኣብ ጐደናታት ሰላማዊ ሰልፍታት ብምክያድ ጥርዓናቶም ከቕርቡ ጸኒሖም'ዮም።

ኤርትራዊ ክኢላ ሕጊ፡ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮነን ምስ ስጳኛዊት ሳራ ፓላሲዮስ ኣራፒለስን ብሓባር ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ሓደ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ኣዳልዮም ነይሮም።

Read more: ጀርመን ንኤርትራውያን ዝምልከት ዘጽደቐቶ ሓድሽ ሕጊ

  1. ምምስራት ሃገረ ትግራይን ብድሆታቱን፡
  2. ናይ ሓዘን መግለጺ
  3. ዝኸበርኩም ጥርናፈ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር(ኤስሃግ)
  4. ኪዳ ሓዲስ ኤመራ 2022ዓም ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ ኤርትራ/ሆደ
  5. መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ንዓወት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ
  6. ዋጋ ዝተኸፍሎ ሓርነት
  7. መሪሕነትን አመራርሓን- Leadership, theory and practice ክለሳ-ሓሳባውን ግብራውን ሓተታ
  8. ንጃንዳ ህግደፍ ክነብሎም ፋሕ‘‘ክንዲ ኣብ ከተማታት ኤርትራ‘‘ዓሪድካ ምጽናሕ

Page 13 of 18

  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17

Designed by pickjoomla.com