- News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
- Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
- ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
- Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
- Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
- ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
- Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
- Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
- جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
- መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
- Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
- Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
- Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
- ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
- Eritrea is not a safe Country
- Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
- Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
- Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
- ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
- ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
We have 35 guests and no members online
ዜና ትግርኛ
- Details
- Written by: ብፍስሓ ናይር
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት እቲ ብ 2011 ብደንበ ተቃወምቲ ሃገራውያን ኤርትራውያን ዝቆመ ጽላል ብሰም ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ዝፍለጥ ካልኣይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ስዊደን ኣካዪዱ፡፤ እዚ ካልኣይ ጉባኤ ድሕሪ ክንደይ ዘተን ልዝብን ኢዩ ክኸውን ክኢሉ።ብዛዕባ ዚ ጉባኤን ሓዳስ ዝተመርጸት መርሒነቱን ከምቲ ኣብ ማዕከናት ዜና ዘንበብናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብ ሓቂ ዘይተመርኰሰ ክዝረብን ክጻሓፍን ቀንዩ፣ ብዙሓት እውን ኣበጋግሱን ትርጉምን እንታይነቱን ኣፍልጦ ስለዘይጸንሖም ነዚ ጽላል እዝን መርሒነቱን ጊጉይ ኣገላልጻ ይህብዎን ንኣና ኣይውክለናን ኢዩ ብምባል ኣብ ክንዲ ነቲ ትሕዝታትዚ እዚ ጽላልዚ ዝምርኰሱ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ክንዲ ዝእምቱ ኣብ ውልቀሰባት ኢዶም ወጥ የብሉ፣ ብስምዒት ድማ ጸለመ ኣብ ል ዕሊ ሃገርውያን የካይዱ ፣ ን ኣብነት፣ እዚ ጽላልዚ ናይ ኢሰላም ኢዩ፣ እናበልካ መርዛምን ፈላላይን ዝንባለታት ኣብ ንሕና ንሳቶም ዝብል ሓደገኛ ዝንባለ ንሕዝብን ሃገርን ኤርትራ ብሰላም ዘናብር ስለዘይኮነ
Read more: ENCDCs Historical background- ኣበጋግሳ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ትርጉምን እንታይነቱን
- Details
- Written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለው
ብምኽንያት በዓል ፋሲካ፣ ንኹሎም ኤርትራውያን ክርስትያን ብፍላይ፣ ንኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለም ድማ ብሓፈሻ፣ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም ብምባል፣ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልና ልባዊ ምንዮትና ንገልጽ።
Read more: ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ኣብ ሃገር ጀርመን።
ብሽም ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ;;ንኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ጾመ ሉጓም ፈትሐልኩም;;ርሑስ ፋሲካ ይግበረልኩም;; ጸላእትና ዝሰዓሩሉ;;ህዝቢ ኤርትራ ዝቀስነሉ;;ኣስላም ምስ ክስታን ኤርትራዊያን,;ርሑቕ ኣይኮነን;;ሰላምን ቅሳነትን ዝሰፍነሉ እዋን;;ኣሚን ኣሜን።
- Details
- Written by: ድምጺ ሰልማን ደሞክራስን ኤርትራ
ካብ ኣልጀርያ (ባሕሪ ሜዲትራኒያን) ናብ ኤርትራ (ቀይሕ ባሕሪ) ኣብ ንግስነታት ስዑዲያን ሕቡራት ዒማራት ዓረብን ( ወሽመጥ ፋርስ) ዝርከቡ ህዝብታት መንኦም ብዓውታ ብወግዒ፡ መንኦም ብሰላሕታ፡ ግን ከኣ ብዘተኣማምን ውሽጣዊ ሚስጥራዊ ውዳቤ፡ ሓርነት ኣብ ምድላይን ምጥባቕን ኣንጻር ጨቆንቶም ሓኾት ክብሉ ይረኣዩ ኣለው።
Read more: ኣብ ማሕበረ ፖለቲካዊ ግፍዒስ ተሓምበለ ብዕለታዊ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ “ዘጋርዲያን” ለንደን
- Details
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ምዕባሌታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብቐረባ ዝከታተል ኩሉ ከም ዝርደኦ፡ “ፊልድ ማርሻል” ዖመር ሑሴን ኣልበሽር ብዕልዋ ኣብ ስልጣን ደይቡ ንሃገረ ሱዳን ኣስታት ንሰለስተ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ምምራሕ ይርከብ ኣሎ። ካብ ዝሓለፈ ቀረባ ኣዋርሕ ግን ሓያል ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ኣቦ-መንበርነት ናይ’ቲ ንሱ ዝመርሖ “ሃገራዊ ጉባኤ” ዝተባህለ ሰልፊ ንሓደ ካብ እሙናቱ “እሺ” በሃልቱ ኣረኪብዎ ኣሎ።
- Details
- Written by: Super User
ካብ ውዕሎ ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ (ተወከልቲ ህዝቢ ኢጣልያ) ሓደ ኣብነት፡-
ጸብጻቢ ኣገልግሎት ዜናን ሓበሬታን ኢጣልያ “ኣንሳ”- ሓጺር መደረ ሲኞረ ሮቤርቶ ፊኮ ኣቦ-መንበር፡
እዚ ብቐጻሊ ብሚኒስትሪ ጉዳያት ዘቤት እዛ ሃገር ክቐርብ ንሰምዖ ዘለና ምዕዝምዛም፡ ብወገነይ ከም ኣቦ-መንበር ታሕተይዋይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢጣልያ ተቐባልነት የብሉን። ኩቡራት ኣባላት ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ’ውን ምስ ናትይ ርእይቶ ዝሰማምዕ ሓሳብ ክህልወኩም በዓል ምሉእ ተስፋ’የ።