ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን

Veröffentlicht: Sonntag, 14. Juni 2020 Geschrieben von ብ ዛራ ማና

ምህንድስና (Engineering) ክበሃል እንከሎ ቀዲሙ ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና ኣወንታዊ ገጹ’ዩ። ምህንድና ግን ክልተ ገጻት ዘለዎ ዓውዲ’ዩ። እቲ ሓደ ጾር ሕብረተ ሰባት ዘቃልል ሓቀኛ ልምዓታዊ ኣገልግሎት

Weiterlesen: ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን

ኣብ ግዜ ጸበባ ወገን ንወገን ምድጋፍ ጽቡቕ ግን ንመን? ብኸመይ?

Veröffentlicht: Samstag, 06. Juni 2020 Geschrieben von ዛራ ማና

ሰብ ኮይንካ ንዝተጸገመ ሰብ ብዓቕምኻ ብሓሳብ፡ ብዓይነት ድዩ ብገንዘብ ምሕጋዝ፡ ናይ መጀመርታ መለክዒ ሓቀኛ ስልጡን ሰብኣዊ ኣተሓሳስባ’ዩ።

Weiterlesen: ኣብ ግዜ ጸበባ ወገን ንወገን ምድጋፍ ጽቡቕ ግን ንመን? ብኸመይ?

ብዓይኒ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምሕደራ፡ ንህግደፍ ምስ ህወሓት ከተነጻጽር ምፍታን፡ ከንቱ ሃለውለው’ዩ።

Veröffentlicht: Samstag, 30. Mai 2020 Geschrieben von ዛራ ማና

ኣንበብቲ ነዚ ክጽሕፍ ዝደረኸኒ፡ ጉጅለ ህግደፍን ሕልና ኣልቦ ኣመለኽቱን ነቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታትን ህዝብታት ኤርትራን ዝፍጽምዎ ዘለዎ ኢ-ሰብኣዊ ገበንን ብሃገር ደረጃ ድማ ፈጢረሞ ዘለው ዕንወትን ምብትታንን ካብ ተሓታትነትን ውርደትን ንምህዳም፡

Weiterlesen: ብዓይኒ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምሕደራ፡ ንህግደፍ ምስ ህወሓት ከተነጻጽር ምፍታን፡ ከንቱ ሃለውለው’ዩ።

ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ኣምለኽቲ ህግደፍ፡ ፖለቲካዊ ነብሰቕትለት።

Veröffentlicht: Freitag, 22. Mai 2020 Geschrieben von ዛራ ማና

ሰብኣዊ ፍጡር ኣካል ኣምሳል ማሕበራዊ እንስሳ’ዩ ይብል ምሁራት ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት። ይኹን ግን ይብሉ እዞም ምሁራት፡ ሰብኣዊ ፍጡር ካብ ካልኦት እንስሳታት ዝፈልዮ ረቛሒታት ኣለዎ። ባዕሉ ተበላሒቱ ዘይኮነስ፡ ብተፈጥሮ ዝተዓደሎ፡ ሕማቕን ጽቡቕን፣ ጎዳእን ጠቓምን፣ ፈታውን ጸላእን ኢሉ ነገራት ዝመምየሉ ልዑል ናይ ምሕሳብ ተኽእሎ ዘለዎ ፍጡር’ዩ ይብሉ።

Weiterlesen: ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ኣምለኽቲ ህግደፍ፡ ፖለቲካዊ ነብሰቕትለት።

ባዕላዊ ውድቀትካ ክትሓብእ ንካልእ ምጽላም ድርብ ስዕረት’ዩ።

Veröffentlicht: Freitag, 22. Mai 2020 Geschrieben von ዛራ ማና

ኣብ ሃገራት ዘጋጥም ውድቀት መሰረቱ ብክልተ ምኽንያት’ዩ ክኸውን ዝኽእል። ሓደ ጸረ-ህዝቢ ፖለቲካዊ ተፈጥሮ ዝወለዶ ግጉይ ዘቤታዊ ፖሊስን ኣሰራርሓን ። ካልኣይ ካብ ግዳም ዝመጽእ ተጻብኦን ጽልእን።

Weiterlesen: ባዕላዊ ውድቀትካ ክትሓብእ ንካልእ ምጽላም ድርብ ስዕረት’ዩ።

ንናይ ሎሚ ሃገራዊ ክሕደትን ኢ-ሰብኣዊ ገበንን ብናይ ትማሊ ሓርበኝነት ከተተዓርቕ ምፍታን ገበን’ዩ።

Veröffentlicht: Sonntag, 03. Mai 2020 Geschrieben von ዛራ ማና

ሃገር ከደን ህዝባዊ ፖለቲካዊ ወጽዓ ኣጋጢሙና ኣሎ። ነዚ ብውሁድ ህዝባዊ ቃልሲ ክንገጥሞ ግዱዳት ኢና። ንዘቤታዊ ጸላኢ ብህዝባዊ ቃልሲ ንግጠሞ ክበሃል እንከሎ ግን፡ ፖለቲካዊ ትርጉሙ ብግቡእ ከነስተማቓሮ ኣለና።

Weiterlesen: ንናይ ሎሚ ሃገራዊ ክሕደትን ኢ-ሰብኣዊ ገበንን ብናይ ትማሊ ሓርበኝነት ከተተዓርቕ ምፍታን ገበን’ዩ።