ትማሊ ብስዉር‘‘ሎሚ ብጋህዲ‘‘ሕማም ኮሮና ዶ ክንብሎ‘‘ ሕማም መንሽሮ

Veröffentlicht: Sonntag, 12. Juli 2020 Geschrieben von በርሀ ዑቅባዝጊ

ትማሊ ብስዉር‘‘ሎሚ ብጋህዲ‘‘ሕማም ኮሮና ዶ ክንብሎ‘‘ ሕማም መንሽሮ‘‘ህዝቢ መዓንጥኡ ሐሪሩ‘‘ምስ ጃንድኡ ኣዲስ ኣበባ ይዕንድሩ‘‘ብሰማይን ብምድርን‘‘እንዳ ፈሰሲ ሐዊ‘‘ኤርትራዊ በጃ ህዝቡ ተበጃዊ‘‘መራሒ ጃንዳ ህግደፍ‘‘ ዓሎቕ ዝልማዲ ሐሳዊ።

Weiterlesen: ትማሊ ብስዉር‘‘ሎሚ ብጋህዲ‘‘ሕማም ኮሮና ዶ ክንብሎ‘‘ ሕማም መንሽሮ

ካብ ውድብ ህዝቢ ይዓቢ ሓቂ፡ ህዝባዊ ወጽዓ ብዘይ ፖለቲካዊ ውድብ ከምዘይፍታሕ ምርዳእ ድማ ካልእ ሓቂ’ዩ፤

Veröffentlicht: Montag, 29. Juni 2020 Geschrieben von ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

DFfEUˆኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ከም ህዝቢ ኣተሃላልዋና ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣለና ዝብል ቃል ብልክዕ ኣይገልጾን ኣብ ሕማቕ ኣለና ዝብል ቃል ይንእሶ’ዩ። ከም ህዝቢ ዝጠምረና ዝነበረ ክብርታት ተሰባቢሩ፡ ኣተሓሳስባና ተዘሪጉ፡ ካበይ፣ ናበይ፣ ብኸመይ ንኸይድ መኣዝና ኣብ ዘጥፋእናሉ ኩነታት ስለ ንርከብ፡ ከም ህዝብን ሃገርን ናብ ባህሪያዊ ቦታና ንምምላስ ወይ ድማ፡ ተበታቲና ክብሪ ኣልቦ ሃገር ኣቦ ናይ ምዃን ኣብ ወሳን ኣሰካፍን ፖለቲካዊ ኩነታት ኣለና ዝብል ሚዛን’ዩ ዝምጥኖን ዝገልጾን።

Weiterlesen: ካብ ውድብ ህዝቢ ይዓቢ ሓቂ፡ ህዝባዊ ወጽዓ ብዘይ ፖለቲካዊ ውድብ ከምዘይፍታሕ ምርዳእ ድማ ካልእ ሓቂ’ዩ፤

ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ፡-

Veröffentlicht: Freitag, 19. Juni 2020 Geschrieben von ዛራ ማና

ፖለቲካዊ ዓውዲ ከም’ቲ ገለ ተበለጽትን ድኹማትን ፖለቲካ ማለት ሓሶት’ዩ። ፖለቲካ ናይ ጸለመን ምቅትታልን ዓውዲ’ዩ። “ፖለቲካን ኤሌትሪክን ብርሕቑ” ኣነ ኣብ ፖለቲካ ክኣቱ ኣይደልን …ወዘተ ክብሉ ዝገልጽዎን ዘመራስሕዎን ኣይኮነን።

Weiterlesen: ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ፡-

ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን

Veröffentlicht: Freitag, 19. Juni 2020 Geschrieben von ዛራ ማና

ምህንድስና (Engineering) ክበሃል እንከሎ ቀዲሙ ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና ኣወንታዊ ገጹ’ዩ። ምህንድና ግን ክልተ ገጻት ዘለዎ ዓውዲ’ዩ። እቲ ሓደ ጾር ሕብረተ ሰባት ዘቃልል ሓቀኛ ልምዓታዊ ኣገልግሎት ዝህብ ምህንድስና’ዩ። እቲ ካልኣይ ከኣ ኣብ ህልኽ ዝተሰረተ ናይ ጥፍኣት ምህንድስና።

Weiterlesen: ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን

ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?

Veröffentlicht: Freitag, 19. Juni 2020 Geschrieben von ወልደየሱስ ዓማር

ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን
ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን
ክብርን ናይ ኲሎም  ጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን
ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን።

Weiterlesen: ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?

ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ

Veröffentlicht: Sonntag, 14. Juni 2020 Geschrieben von ብ ዛራ ማና

ፖለቲካዊ ዓውዲ ከም’ቲ ገለ ተበለጽትን ድኹማትን ፖለቲካ ማለት ሓሶት’ዩ። ፖለቲካ ናይ ጸለመን ምቅትታልን ዓውዲ’ዩ። “ፖለቲካን ኤሌትሪክን ብርሕቑ” ኣነ ኣብ ፖለቲካ ክኣቱ

Weiterlesen: ብኣጋ ዘይተገርሐ ፖለቲካዊ ባህሊ