ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደጋ ወራር “ገረብ ብሓኽላ” የንጸላሉ ኣሎ
ኣህጉርና ኣፍሪቃ ዋላ’ኳ ካብ’ተን ናይ ዓለምና ምንጪ ስልጣኔ ተባሂለን ዝግለጻ ሃገራት ዘስረዓ፡ ኣኽሱማዊ ስቪላዜሽን (ስልጣኔ) ኣብ ውሽጣ ዝሓቖፈት፡ ከምኡ’ውን ተመራመርቲ መበቆል ወዲ-ሰብ፡ መሰረት ዘርኢ ወዲ-ሰብ ኢሎም ኣብ ታሪኽ ዘስፈርዎ ዘኹርዕ ገጽ ዘለዋ ክፍሊ ዓለም እንተኾነት፡ ብኣንጻሩ ከኣ ካብ ጥንቲ ክሳብ ሎሚ ካብ ድሕረትን ድኽነትን፣ ካብ ቀጥታዊ መግዛእትን ስውር መግዛእትን፣ ካብ ምጽወታን
Our 2020 New Year's Resolutions- ናይ ዚ 2020 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና
A New Year's Resolution is a promise to do an act of self-improvement or something better than the past. I will here deal with The properties( both physical and chemical) we have failed in the past and start act to improve.
Weiterlesen: Our 2020 New Year's Resolutions- ናይ ዚ 2020 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና
Arranging the transition period from the fall of dictatorship to Democracy
The most difficult period is the interim period – the period between the fall of dictatorship and build democracy
How much are our people are conscious to build a democratic state accommodating all the rights of the diversity.
Weiterlesen: Arranging the transition period from the fall of dictatorship to Democracy
ምፍራስ ኤርትራውያን ስድራ ቤታት ምልክት ምፍራስ ልኡላውነት ሃገር
ሃገር ማለት ሰብ’ዩ። ኣብ ክሊ ሓደ ፍሉጥ ካርታ ዝርከብ ጎቦታት፣ ሩባታት፣ ጎላጉል፣ እምባታት፣ ቃላያት ( ባሕሪ) ማለት ኣይኮነን። ሃገር ማለት ኣብ ውሽጢ’ቲ ፍሉጥ ካርታ ዝተሓቑፈ ጸጋታት ማለት ኣይኮነን። እዚ
ጽርግያ ዓዲ-ጓዕዳድ ኣቑርደት፡ ንኣሳልጦ ሃገራዊ ቁጠባዊ ልምዓት’ዶ ንጸቢብ ጉጅላዊ ረብሓ?
ብባህሪኡ ዘይህዝባዊ፡ ዘይደሞክራስያዊ፡ ዘይልምዓታዊ፡ ብዓይኒ ሕጊ ከኣ ዘይሕጋዊ፡ ብተግባር ድማ ብስነ-መጎት ሓይሊ ጥራሕ ዝረዳዳእ፡ ልዑል ገንዘባዊ ወጻኢ ሰሊዑ፡ ብዝተወደበ ኣገባብ ንዜጋታት ዝሃድን፤ ሒዙ ዘሳቒ፣ ጨውዩ ዘሕቅቅ፣ ዝቐትል፣ በዚ ድማ ፍሳሃ ዎ ደስታ ዝስመዖ መንግስታዊ ጉጅለ፡ ናይ ልምዓት መደባት ኣውጺአ ኣለኹ ክብል እንከሎ ካበይ ተበጊሱ ዝብል ሕቶ ምልዓል ቅኑዕ’ዩ። ስለምንታይ’ሲ ምስ
Weiterlesen: ጽርግያ ዓዲ-ጓዕዳድ ኣቑርደት፡ ንኣሳልጦ ሃገራዊ ቁጠባዊ ልምዓት’ዶ ንጸቢብ ጉጅላዊ ረብሓ?
“ሕማቕ ጓሳ ብበትሩ ህይረም”
ናትና ናይ ኤርትራውያን ኣተሃላልዋ ኣዝዩ ዝገርም’ዩ። ተባዕ ኔርካ ፈራሕ፡ ኣረጊት መግዛእቲ ኣባሪርካ ኣብ ሓድሽ መግዛኢ ምርዓም። ምስ ሓይልኻ እንከለኻ ድኹም። ምስ ትሕዝቶኻ ተመጽዋቲ። ኩሉ ነገርና ካብ