mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
  • Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
  • Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
  • ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡  ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡  
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
  • Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister

We have 62 guests and no members online

ሓተታ

መድረኽ ዘይምህሮም ናይ ፖለቲካ በሃማት፡

Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 27 October 2019

ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ሃገር መንግስቲ ዘድልየሉ ምኽንያት፡ ቀዳማይ፡ ዜጋታት ብዘይ ዝኾነ ራዕድን ስኽፍታን ካብ ናብ ዝንቀሳቐስሉ፣ ሓሳቦም ዝለዋወጥሉ፣ ዘፍርይሉ፡ ናይ ፍርያቶም ወነንትን ተጠቀምትን ዝኾንሉ፣ ብነጻነት ወፊሮም ናብ ቤቶም ብሰላም ዝምለስሉ ውሕስነት ንምርግጋጽ’ዩ። ካልኣይ፡ ኣብ ሃገራዊ ሓበራዊ ፖለቲካዊ ጉዳዮም ይምልከተኒ ይግባኣኒ’ዩ ኢሎም፡ ብሓሳብን ብተግባርን ዝሳተፍሉ፡ ሰብኣዊ መሰሎም

Read more: መድረኽ ዘይምህሮም ናይ ፖለቲካ በሃማት፡

Capacity Building of ENCDCs Foreign relations

Written by: By Fesseha Nair
Published: 27 October 2019

ENCDC has to pursue a constructive productive and effective diplomacy in their struggle for change. Since its foundation in 2011 has failed to win the sympathy and support of foreign states.

ENCDC is now in its revival with a new spirit and mutual respect.

Read more: Capacity Building of ENCDCs Foreign relations

ካብ ምልኪ ናብ ደሞክራስ ንምስግጋር፡ ኣካላዊ ዘይኮነ ናይ ሓሳብ ልዕልነት ይረጋገጽ፡-

Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 27 October 2019

ምልኪ ብመሰረቱ ናይ ፍትሓውያን ምዕቡላት ኣተሓሳስባ ኣይኮነን። መላኺ ብውልቀ ሰባት ይንጸባረቕ፡ ብደረጃ ፖለቲካዊ ውድባት ይኹን መንግስቲ፡ ኣብ ኣካላዊ ግዝፊ ጥራሕ’ዩ ዝተኣማመን። ኣብ መንጎ ውልቀ ሰባት፣ ማሕበራዊ ክፍልታት፣ ፖለቲካዊ ውድባት ኮነ መንግስታት ዝለዓል መሰረታዊ ድዩ

Read more: ካብ ምልኪ ናብ ደሞክራስ ንምስግጋር፡ ኣካላዊ ዘይኮነ ናይ ሓሳብ ልዕልነት ይረጋገጽ፡-

ፖለቲካዊ ርዝነት ዘይብሉ ተቓውሞ

Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 27 October 2019

ኤርትራውያን ከም ህዝቢ ኣብ ኣሰካፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ከም እንርከብ ዘከራኽር ኣይኮነን። መጀመርያ ኣብ ኣሰካፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ከም እንርከብ ዘረጋግጸልና፡ ኣብ ሰብኣዊ ክብርና ዝፍጸም ዘሎ ቅሉዕ ጥሕሰት’ዩ። ብካልኣይ ኣብ ኣሰካፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ከም እንርከብ ዝምስክረልና ድማ፡ ብቐጥታን ብተዘዋዋርን ኣብ ልኡላውነት ሃገርና ንሰምዖን ንሪኦን ዘለና ድፍረት’ዩ።

Read more: ፖለቲካዊ ርዝነት ዘይብሉ ተቓውሞ

ኣወዳድባ መንግስቲ ኣብ ሃገረ ኤርትራ Formation of state in Eritrea/ Tigrinya

Written by: ብፍስሓ ናይር
Published: 14 October 2019

   Reconstructing State building after post dictatorship Eritrea.

Chauvenism the root cause of internal conflict in Eritrea

Abboy Habtemariam and his politics of liquidation of other nationalities in Eritrea.

The Cushitic Popular Movement in Ethiopia against Amharization and Tigrinatization.

The Agazian- Tigray –Tigrni project in Mekele

ካብ ጽሑፋት ስትራትጅካዊ መጽናዕትታት ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ

Read more: ኣወዳድባ መንግስቲ ኣብ ሃገረ ኤርትራ Formation of state in Eritrea/ Tigrinya

Language Policy in Multi-Ethnic Eritrea

Written by: ብፍስሓ ናይር
Published: 14 October 2019

                                       ጋባ ፍትሕ እና ኤርትሪርሰና ያኹ ቅረንሊ ኣዋኺሮ ሻኹን

                             ተሪ መዲዪኹ ጋብዲ ዓዳትዲር ዳበርድኒል ውሪል መርኪስሮ ሻኹን                              

                                    Language Policy in Multi-Ethnic Eritrea

ሀ. ቱሲሰና

Read more: Language Policy in Multi-Ethnic Eritrea

  1. ኣብ ርሑቕን ውሑስን ቦታ ኮይንካ ተመጽዋቲ መሰል ምዃኑ፡ ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።
  2. The Concept of Building Democratic state in Eritrea
  3. ንሃገር ዝውክሉ ስፖርተኛታት ብዋሕስ ዝወጽኡላ፡ ገለ ኣብ ውሑስ ቦታ ዝበጽሑ ዜጋታት ባርነት ዝናፍቑላ ሃገር።
  4. ንጉጅለ ህግደፍ፡ ብበትሪ ዘይተደገፈ ናይ ቃል ይኣክል፡ ኣይኣክልን።
  5. ነጻን ፍትሓውን ሓሳብ፡ ንህግደፍ ዘይምሕር ቀዛፊ ሕማምን ደምሳሲ ሚሳይልን’ዩ።
  6. ዶባት ከም ቃሕታኻ ምዕጻውን ንምኽፋትን ፖለቲካዊ ሃላልነት’ዩ።
  7. ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት
  8. እንኮ ፍታሕ፡ ማሕበራዊ መሰረት ደመኛ ጸላኢኻ ምፍላጥ፡ ፈሊጥካ ራእይኻ ምንጻርን ዕጥቅኻ ምስጣምን’ዩ።

Page 10 of 17

  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14

Designed by pickjoomla.com