ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረት ዝገበረ ፖለቲካዊ ፍሕፍሕ መርኣያ ስልጡን ኣተሓሳስባ’ዩ።

Veröffentlicht: Sonntag, 28. April 2019 Geschrieben von ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ሃገራዊ ነጻነትን ህዝባዊ ሓርነትን ንምርካብ፡ ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ቃልሲ ተኻይዱ። ብዙሕ ኩለ-መዳያዊ መስዋእቲ ተኸፊሉ። ካብ’ቲ ጠለባት ሓደ ሕቶ ሃገራዊ ነጻነት ብሓይልን ብሕግን ብዘተኣማምን መልሲ ረኺቡ። ሕቶ ህዝባዊ ሓርነታዊ ደሞክራስያዊ መሰል ግን፡ ገና ኣይተመለሰን።

Weiterlesen: ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረት ዝገበረ ፖለቲካዊ ፍሕፍሕ መርኣያ ስልጡን ኣተሓሳስባ’ዩ።