mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
  • Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
  • Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
  • ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡  ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡  
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
  • Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister

We have 31 guests and no members online

ሓተታ

ቅድሚ ኩሉ ዝተዘርገ ውሽጣዊ ሓድነትናን ፖለቲካዊ ኣረኣእያናን ንሓክም።

Written by: ዛራ- ማና
Published: 11 April 2020

ህዝባዊ ልኡላውነትና ከየውሓስና፡ ሃገራዊ (ግዝኣታዊ) ልኡላውነትና ከነኽብር ኣይንኽእልን። ህዝባዊ ልኡላውነትና ነውሕሰሉ ፍቱን መንገዲ ከኣ ካብ ዝንቡዕ ኣተሓሳስባ ሓራ ብምዃን’ዩ። ህዝባዊ ኣረኣእያን ህዝባዊ ውግንና ወኒንካ፡ ኣንጻር ድሑር ትምክሕቲ፡ ጽበትን በለጽን ፊት ንፊት ደው ምባል’ዩ።

Read more: ቅድሚ ኩሉ ዝተዘርገ ውሽጣዊ ሓድነትናን ፖለቲካዊ ኣረኣእያናን ንሓክም።

መሽሮ ህዝቢ ኤርትራ‘‘ ኢሰያስ ኣማሳሚሱ‘‘

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 11 April 2020

መሽሮ ህዝቢ ኤርትራ‘‘ ኢሰያስ ኣማሳሚሱ‘‘ ከም ባድመ‘‘ ንዓሰብ ከረክበኩም ሐሲቡ‘‘ሐሳቡ መዓስ ሰሚሩሉ‘‘ ጀጋኑ ምክልኻል ሐይልታት‘‘ጅግና ወዲ ዓሊ ሕጃይን‘‘ ብጾቱን ምስ ኣትከሉ‘‘ሽዑ እዩ ዕላማ ክልተ ጎራሐት ተበሊሉ።

Read more: መሽሮ ህዝቢ ኤርትራ‘‘ ኢሰያስ ኣማሳሚሱ‘‘

ካብ መከራ ንመሃር፡ ምኽሪ ለባማት ድማ ንስማዕ

Written by: ዛራ ማና
Published: 11 April 2020

ቅኑዕ ሕልና ዘለዎ ወዲ-ሰብ ኣብ ህይወቱ ሕማቕ ነገር ከጋጥሞ፡ ክፉእ ክርእን ክሰምዕን ኣይደልን። ንካልኦት’ውን ክፉእ ከጋጥሞም ኣይሰርሕን ኣይምነና ድማ። እዚ ግን ብቕንዕና ዝተዓጀበ ድሌት’ዩ። ስለምንታይ’ሲ ህይወት ብሰናይ ድሌት ጥራሕ ኣይትምራሕን። ድሌት ምስ ክውንነት ተዛሚዱን ተወሃሂዱን’ዩ ክኸይድ ዘለዎ። ክትሕጎስ ስለ ዝደለኻ፡ ኩሉ ግዜ ሕጉስ ክትከውን ኣይትኽእልን። ዓወት ደሌኻ ኩሉ ግዜ ዕውት ክትከውን ኣይትኽእልን።

Read more: ካብ መከራ ንመሃር፡ ምኽሪ ለባማት ድማ ንስማዕ

ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ።

Written by: ርስቶም ኣሮን
Published: 11 April 2020

ሓደ ሰብ ብኣካልን ብሓሳብን ሓደ ስለዝኾነ ሓድነት ክገብር ኣይሕተትን። ሓንቲ ስድራ ቤት ግን ዝተፈላለየ ርእይቶታት ዘለዎም ሰባት ዝሓቖፈት ስለ ዝኾነት ውሽጣዊ ውህደትን ሓድነት የድሊያ። ኣብ ኣባላት’ታ ስድራ ዝለዓል በበይኑ ሓሳባት፡ ብሰላም ብልዝብ ብምቅብባል እናፈትሐት ውሽጣዊ ሓድነታ ዓቂባ ክትነብር ዘዋጽእ ምዃኑ ክትምከር ኣብ ቦትኡ’ዩ።

Read more: ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ።

ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ

Written by: ብ ርስቶም ኣሮን
Published: 14 February 2020

ሓደ ሰብ ብኣካልን ብሓሳብን ሓደ ስለዝኾነ ሓድነት ክገብር ኣይሕተትን። ሓንቲ ስድራ ቤት ግን ዝተፈላለየ ርእይቶታት ዘለዎም ሰባት ዝሓቖፈት ስለ ዝኾነት ውሽጣዊ ውህደትን ሓድነት የድሊያ። ኣብ ኣባላት’ታ ስድራ ዝለዓል በበይኑ ሓሳባት፡ ብሰላም ብልዝብ ብምቅብባል እናፈትሐት ውሽጣዊ ሓድነታ ዓቂባ ክትነብር ዘዋጽእ ምዃኑ ክትምከር ኣብ ቦትኡ’ዩ። ሓደ ብሄር ወይ ብሄረ-ሰብ፡ ከም ብሄር ብሄረ-ሰብ፡ ሓደ

Read more: ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ

What is federalism ?

Written by: Fesseha Nair
Published: 14 February 2020

       Why is Federalism a high agenda in Ethiopia today

     Federalism in itself was not the cause of failure in Ethiopia

                                     By Fesseha Nair

Federalism is a system of government that establishes a constitutionally specified division of powers between different levels of government.

There are usually two main levels: (a)  a national, central or federal level; and (b)  a state, provincial or regional level. In some

Read more: What is federalism ?

  1. ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደጋ ወራር “ገረብ ብሓኽላ” የንጸላሉ ኣሎ
  2. Our 2020 New Year's Resolutions- ናይ ዚ 2020 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና
  3. Arranging the transition period from the fall of dictatorship to Democracy
  4. ምፍራስ ኤርትራውያን ስድራ ቤታት ምልክት ምፍራስ ልኡላውነት ሃገር
  5. ጽርግያ ዓዲ-ጓዕዳድ ኣቑርደት፡ ንኣሳልጦ ሃገራዊ ቁጠባዊ ልምዓት’ዶ ንጸቢብ ጉጅላዊ ረብሓ?
  6. “ሕማቕ ጓሳ ብበትሩ ህይረም”
  7. ሰብን መሬትን ከይተራኸቡ ርብሑ ምህርቲ ቀዳማይን ካልኣይ ወለዶ ከይተላዘቡ ፖለቲካዊ ዓወት ኣይርከብን።
  8. ጋሻይ የመስግንን የመጉስን ጥራሕ ኣይኮነን ይዕዘብ’ውን ‘ዩ።

Page 7 of 17

  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11

Designed by pickjoomla.com