- No internet, no social media, no digital activity; 99% people in this country live life in old, traditional way
- Pro-Eritrea TPLF says ready for war against Ethiopia
- ግዝኣታዊ ልኡላውነትና ከይድፈር፡ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድፋዕ ፖለቲካዊ ድሕረት ይሰበር።
- ብምኽንያት መበል 64 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡
- Booming cross-border gold smuggling by the Eritrean and Tigrayan military
- Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
- US State Department Report on Human Rights in Eritrea
- ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
- This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
- News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
- ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
- ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
- ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
- Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
- Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
- News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
- Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
- ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
- Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
- Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
We have 61 guests and no members online
ሓተታ
- Details
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ቀደም ጎይታን ጊላን ዝበሃሉ ገዛእን ተገዛእን ከም ዝነበሩ ተመራመርቲ ታሪኽ ይምህሩ። ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ፡ እማዊ ዘመን ( ናይ ኣደ ዘመን) ፣ ፊል መዴስነት፣ ስርዓተ ባርያ፣ መስፍንነት፣ ርእሰ ማልነት፣ ማሕበርነት (ዴስነት) እናበለ ከምዝመጸአ’ውን ይገልጹ። እቲ ዳሕረዋይ ኣብ ማህጸን’ቲ ቀዳማይ ተጠኒሱ፡ ብሰላም ዘይኮነ ብግርጭት ከም ዝተወልደ የረጋግጽ።
Read more: ኣብ ርሑቕን ውሑስን ቦታ ኮይንካ ተመጽዋቲ መሰል ምዃኑ፡ ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።
- Details
- Written by: Fesseha Nair
What is a State? ሃገር ማለት እንታይ ማለት ኢዩ
A state is an independent political entity with clearly defined geographic boundaries, population, resources and wealth, the so called physical basis of the state. ( Max Weber’s definition)
What is a Nation? ብሄር ማለት እንታይ ማለት ኢዩ
Read more: The Concept of Building Democratic state in Eritrea
- Details
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡
ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምሕደራን ምልካዊ ኣገዛዝኣን ከምኡ’ውን ሓርነታዊ ደሞክራስያዊ መሰላትን ባርነታዊ ምዝመዛን ከተመሳስሎም እንተፈተንካ’ውን ዘመሳሳል ዘይብሎም፡ ፈጺሞም ዘይራኸቡ ከብድን ሕቖን’ዮም። ዘይተዛበዐ ሚዛኑ ዝሓለወ ጥዑይ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ፡ ባዕልኻ ነብስኻ ትመርሓሉ፡ ብነጻነት ተኻቲዕካ ተዛቲኻ ብዘጽደቕካዮ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ቅዋም፡ ከይተሸቖረርካ ብናይ ምርጫ ካርድ ጌርካ ኣብ ስልጣን ብዘሰቐልካዮ ኣካል፡ ዝሃብካዮ ተልእኾ እንተዘንጊዑ፡ እንተዘይበቒዑ፡ ወይ ኮነ ኢሉ ብኣንጻሩ
Read more: ንሃገር ዝውክሉ ስፖርተኛታት ብዋሕስ ዝወጽኡላ፡ ገለ ኣብ ውሑስ ቦታ ዝበጽሑ ዜጋታት ባርነት ዝናፍቑላ ሃገር።
- Details
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርት
ብፖለቲካዊ ሳንቡ ሓደ ሰብ ዘስተንፍስ፡ ጃንዳዊ ውዲታዊ መሪሕነት ህግደፍ፡ ኣረኣእያኡ ካብ ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ብግልባጡ ስለ ዝኾነ፡ ህዝቢ መሳርሒኡ ‘ምበር፡ በዓል ቤትን ወሳኒን ናይ ሃገርን ሃገራዊ ጸጋታት ምዃኑ ኣይኣምንን። ንህዝቢ ከፋፊሉ ኣድኪዩ ኣርዒዱ፡ “ሃገር” ኣብ ትሕቲ ዝብል ባዶ ጭርሖ ኣገዲዱ ክገዝእ ‘ምበር፡
- Details
- Written by: ሚልካና ፍረ
ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ 1996 ዓ.ም ብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ ነጻ ፕሬስ ክህሉ ምስ ፈቐደ፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይ ወዓል ሕደር ጋዜጣታት ክሕተም ተሓቲሙ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሕ ጀሚሩ። በዚ ኣጋጣሚ ሰቲት፣ ቀስተ ደመና፣ ኣድማስ፣ መቓልሕ …ወዘተ ዝኣርእስቶም ጋዜጣታት ሓደ ድሕሪ ሓደ ክወጽኡን ቀልቢ ኣንበብቲ
Read more: ነጻን ፍትሓውን ሓሳብ፡ ንህግደፍ ዘይምሕር ቀዛፊ ሕማምን ደምሳሲ ሚሳይልን’ዩ።
- Details
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ዶባት ከም ቃሕታኻ ምዕጻውን ንምኽፋትን ፖለቲካዊ ሃላልነት’ዩ።
ብዘሕፍርን ዘሰቅቕን ኩነታት ብውዲት ተጠናኒጉ ዝርከብ ፖለቲካ ኤርትራ፡ ካብ ዕለት ናብ ዕለት፡ ካብ ወርሒ ናብ ወሒ፡ ካብ ዓመት ድማ ናብ ዓመት ካብ ጉድለቱ እናተማህረ እናተኣረመን ንቕድሚት ኣብ ክንዲ ዝግስግስ፡ ፍጹም ሓላፍነት ብዘይስመዖ ብገባሪ ሓዳግነት ሓደ ሰብ ዝዝወር ጉጅለ ውሑዳን መሊሱ
- ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት
- እንኮ ፍታሕ፡ ማሕበራዊ መሰረት ደመኛ ጸላኢኻ ምፍላጥ፡ ፈሊጥካ ራእይኻ ምንጻርን ዕጥቅኻ ምስጣምን’ዩ።
- እብነ መሰረት ናይ ሕገ ሕንጻ ሃገር- መቆምያታት ቅዋም The Fundamentals of a Constitution
- ዕለተ ነጻነት፡ ብነጻነት ‘ምበር ንህዝቢ ብጅሆ ሒዝካ ኣይኽበርን፡-
- ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን
- ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን።
- ናተይ ጥራሕ ተቐበሉ፡ ካብ ውድቀቱ ዘይመሃር ክፉእ ሕማም ገለ ኤርትራውያን ፖለቲከኛታት፡
- ኣብ ኤርትራ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ጭቆና ዝጠንቁ ከቢድ ስነ-ኣእምሮኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ቅኑዕ ፖለቲካዊ ኣረኣእያን ተባዕ ውሳኔን፡-