- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
- Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
- Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
- ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡ ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡
- ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
- Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
- Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister
We have 27 guests and no members online
ሓተታ
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ዝሰርሕ ሰብ ይዕንቀፍ ይጋገ’ዩ። ተመራመርቲ፡ ሰባት ስለ ዝኾኑ ይጋገዩ’ዮም። መራሕቲ ሃይማኖት ጉድለት ይፍጽሙ’ዮም። ፖለቲከኛታት እንተስ ደርባዊ ፖለቲካዊ ባህሪኦም ኣገዲድዎም ስሱዓት በሓቲ ኮይኖም ወይ ድማ ፖለቲካዊ ንቕሓትን ብቕዓትን ሓጺርዎም፡ ካብ መስመር ሓቂ ወጻኢ ክኹብልሉ ክሃሉ ይረኣዩ ‘ዮም …..ወዘተ። እዚ ጎደሎ ኣልቦ ምሉእ ዝበሃል ፍልጠት ኮነ ጉልበት ዝወነነ ሰብ ከምዘየለ፡ ብወዲ ሰብ ማለት ተመራመርቲ፡ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ፖለቲከኛታት ዝግበር ንጥፈታት፡ ካብ ዝሓለፈ ውድቀት እናተማህረ፡ እርማት እናገበረ፡ ሓደ ካብ’ቲ ካልእ እናወሰደ እናተመጋገበ ዝምርሽ ምዃኑ የርእየና።
Read more: ናተይ ጥራሕ ተቐበሉ፡ ካብ ውድቀቱ ዘይመሃር ክፉእ ሕማም ገለ ኤርትራውያን ፖለቲከኛታት፡
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ኣብ ኤርትራ ሎሚ ብዓይኑ ሪእዩ ንዝረኣዮ እወ ሪአ ኢሉ ክዛረብ ዘይኽእል፡ ሓሙቱ ብህግደፋዊ ራዕዲ ዝፈሰሰ ኤርትራዊ እንተዘይኮይኑ፡ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ፣ ቁጠባዊ፣ ማሕበራዊ፣ ስነ-ኣእምሮኣዊ ቅልውላው፡ ንኤርትራውያን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ንፖለቲካ ኤርትራ ብቐረባ ንዝከታተል ግዳማዊ ተዓዛቢ ብሩህ ከም ጸሓይ ቀትሪ’ዩ። ህዝብታት ኤርትራ ብዘይ ዝኾነ ምጽብባቕ ዘረባን ምግናን ኣብ ከቢድ ቅልውላው’ዮም ዝርከቡ ዘለው።
Read more: ኣብ ኤርትራ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ጭቆና ዝጠንቁ ከቢድ ስነ-ኣእምሮኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ቅኑዕ ፖለቲካዊ ኣረኣእያን ተባዕ ውሳኔን፡-
- Written by: ጽላል፡ ካብ ሕቡራት መንግስታት
ሓደ ካብቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ፍጥር ካብ ዝብል፡ ዕምሪ ስልጣኑ ንምንዋሕን ፍትሒ ንዝጠለቡ ዜጋታት ንምጭፍላቅን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ገና ዝቅጽሎ ዘሎን ርኹስን ኣዕናውን ሜላ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ምልሕላሕን ሓው ንሓው ፈላሊኻ ምግዛእን’ዩ። ኣብ ታሪኽ፡ ኩሉም ገዛእቲ ሓይልታት፡ ንህዝቢ ፈላሊኻ ምግዛእ ቀንዲ መሳርሒቶም’ኳ እንተኾነት፡ ናይ ስርዓት ህግደፍ ሜላ ፈላሊኻ ምግዛእ ግን፡ ክሳብ ኣብ ውሽጢ ሰብ ሓዳር፡ ኣሕዋት፡ ውሉድን ወላድን፡ ትኽ ትንፋስ ኣዕሩኽን፡ ምትእምማን ከምዘይህሉን ከብድን ሕቆን ከምዝኾኑን’ዩ።
Read more: ኤርትራውያን፡ ናይ ሓባር ቃንዛ ስለዘለና፡ ሓቢርና ንሰጉም ሕሰም ጸላኢና ከኸትም
- Written by: ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል
ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ዝተፈቶኹም ደቂ ሃገረይ
ኣብዚ ተረኺብና ዘሎና ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ንምዝታይ ኢዩ። ሃገርና ኤርትራ ካብ ኩሉ ጊዜ ንላዕሊ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኢያ ትርከብ ዘላ። እዚ ኩልና ንግንዘቦ ሓቂ እኳ እንተዀነ መበገሲ ክኾነና ገለ ንጥብታት ኣልዒለ ክዛረብ ኢየ።
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ኩሉ ነገር ዕውት ክኸውን ወይ ዘዕግብ ፍረ ክህብ እንተደኣ ኮይኑ፡ ብኸመይ ዝበለ መስርሕ ሓሊፉ ኣበይ ክበጽሕ’ዩ ብሃታሃታ ዘይኮነ ብኣፍልጦ ክተሓዝ ኣለዎ። ካብ መጀመርያኡ ብመጽናዕቲ ብኣፍልጦ ብውጥን እንተተ ታሒዙ፡ ዋላ መስዋእቲ ይብዘሓዮ ዕለተ ዓወት’ውን ይንዋሕ ውጽኢቱ ዝመቀረ ከም ዝኸውን ኣየጠራጥርን።
Read more: ብግቡእ ዘይተቓነየ ክራር ኣየሳዕስዕን፣ ኣንፈቱ ዘይተነጸረ ፖለቲካ ኣየዕወትን።
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ኣነ ፖለቲካ ኣይፈቱን ኣብ ፖለቲካ ክኣቱ ድማ ኣይደልን ዝብሉ ሰባት ከም ዘለው ከይዘንጋዕና፡ ኩሉ ሰብኣዊ ፍጡር ብቐጥታ ድዩ ብተዘዋዋሪ ካብ ፖለቲካ ወጻኢ ከምዘይኮነ ምቕባል ዘይስገር ሓቂ’ዩ።
Read more: ዘቤታዊ ፖለቲካዊ ዓፈና ንምውጋድ፡ ህዝባዊ ራእይ ዝወነነ ውደባ ፈጢርና ንረባረብ፡-
- ነጻነት ንምምጻእ ህይወት ዝኸፈለ ህዝቢ፡ ዕለተ ነጻነት ንምኽባር ገንዘብ ክኽፈል ምስግዳድ ገበን’ዩ።
- ዘላቒ ሰላም ኣብ ፍትሒ ደኣምበር ኣብ ገንዘባውን ነገራውን ደገፍ ኣይስረትን
- ሱዳን ኣብ ተመሳቓሊ ጎደና፡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ፕረሲደንታት፡ ኣብ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት
- ሎሚ ዓብደል ዓዚዝ ቡታፍሊቃ ናይ ኣልጀርያን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ሱዳንን፡ ጽባሕ ከ በዓል መን’ኮ ይዕለው ይኾኑ?
- ንሃገራዊ ዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ – ሃዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ
- መራሕቲ ሃይማኖት፡ ደቂ-ህዝብን መራሕቲ ህዝብን’ዮም ምዃኖም ዘረጋግጸ መልእኽቲ።
- ደድሕሪ ህግደፍ ምኻድ፡ ውጽኢት ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።
- ማያት ፈለግ ኒል፡ ኲናት’ዶ ወይስ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንናይ ሓባር ረብሓ