- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
- Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
- Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
- ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡ ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡
- ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
- Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
- Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister
We have 81 guests and no members online
ሓተታ
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ኣብ’ዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም፡ ናተይ ትብላ ሃገር ዘይምህላው፡ ግቡእ ሰብኣዊ ክብሪ ምስኣን ጥራሕ ዘይኮነስ፡ መንነት ኣልቦ ምዃን’ዩ። መበገስን መዕረፍን ዘይብሉ ተንሳፋፊ ህይወት ምንባር’ዩ።
Read more: ነጻነት ንምምጻእ ህይወት ዝኸፈለ ህዝቢ፡ ዕለተ ነጻነት ንምኽባር ገንዘብ ክኽፈል ምስግዳድ ገበን’ዩ።
- Written by: ተስፉ ዮውሃንስ ኣጥባራ ሱዳን
ኣብ ዝሓለፈ ወቕቲ ጽዲያ 2018 መንግስቲ ኢህወደግ ኣብ’ቲ ን20 ዓመት ምስ ኤርትራ ከሰሓሕብ ዝጸንሐ ጉዳይ ዶብ፡ ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ ዝጠልቦ ብዘይ ቅድመ ኲነትን ብዘይ ወዓል ሕደርን ንትግባረኡ ክንሰርሕ ተዳሊና ኣለና ምስ በለ፡ እዚ ኣበሃህላ ሃንደበትነት ነይርዎ’ዩ።
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ብጋዜጠኛ ማርገሬት ሚካኤል፡ ንትካል ዜና “ኣሶሲኤይትድ ፕሬስ
ድሕሪ’ቲ ኣዋርሕ ዝወሰደ ህዝባዊ ምልዕዓል ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ፕረሲደንት ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ናይ ኣስታት 30 ዓመት በትረ ስልጣኑ ተዓልዩ። ብጀኔራል ዓዋድ ቢን ዓውፉ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ምክልኻል እንታ ሃገር ተተኪኡ።
Read more: ሱዳን ኣብ ተመሳቓሊ ጎደና፡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ፕረሲደንታት፡ ኣብ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡
ኣዳለውቲ ዮሱፍ ሳንሶጎ ካብ ኣልጀርስ፡ ኣሕመድ ሙስጠፋ ካብ ካርቱም። ዘርጋሒ ኣህጉራዊ ትካል ዜና “ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ”
ኣብ’ዚ እዋን ሰለስተ ብጂኦግራፊ ዝመሳሰሉ ዝቀራረቡ ዝተኣሳሰሩ ሰፋሕቲ ዞባታት ፖለቲካዊ ነውጺ የተኣናግዱ ኣለው። ካብ ቱርኪ ሶርያ (ዩሮ-ኤስያ ወይ ማኣከላይ ምብራቕ) ናብ ግብጺ ኣልጀሪያ (ሰሜን ኣፍሪቃ) ናብ ሱዳን ኤርትራ ( ምብራቕ ኣፍሪቃ) ብዱላት ጥቑዓት ህዝብታት ንመሰሎም ይለዓዓሉ ይወዳደቡ እምቢ ንመግዛእቲ ድምጾም የስምዑ ኣለው። ኣንጻር ጨቆንቲ ስርዓታት ኣንካራ፣ ደማስቆ፣ ካይሮ፣ ኣልጀሪያ፣ ካርቱም፣ ኣስመራ።
Read more: ሎሚ ዓብደል ዓዚዝ ቡታፍሊቃ ናይ ኣልጀርያን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ሱዳንን፡ ጽባሕ ከ በዓል መን’ኮ ይዕለው ይኾኑ?
- Written by: ድ.ሰ.ድ.ኤ.
መእተዊ ብፁዓን ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከም ቀደሞምን ብዘለዎም ተልእኾን ሓልዮት መጓሰን፡ ሰንፈላል ኮይኑ ዘሎ ህሉው ኵነታት ዓድናን ከቢድ ደመና ኣንጸላሊዎ ዘሎ ኣካይዳ ሕዝብናን ብዚምልከት ሓዳስ ሓዋርያዊት መልኽቲ(“ሰላመ… ለርሑቃን፣ወሰላመ ለቅሩባን/ ሰላም ንሰብ ርሑቕ ቀረባ/ PEACE TO YOU WHO WERE FAR OFF AND TO THOSE WHO WERE NEAR) ንሃገራዊ ዕርቂ ትጽውዕ ኣውጺኦም ኣለዉ። እዚ መቐጸልታን ዓይነታዊ ኣካይዳን ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን ኣብ መላእ ዓለም፡ ንክብሪ ወዲሰብን ንሓቀኛ ሰብኣዊ ዕብየትን መሰረት ዝገበረ እዩ።
Read more: ንሃገራዊ ዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ – ሃዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ህዝብታት ኤርትራ፡ መምርሒ ስርዓተ ሃይማኖት ዝእዝዞ ብምልኣት ዝፍጽምን ዘይፍጽምን ብዝብል ደረጃታት ክወጽኣሉ እንተዘይኮይኑ 99% ኣብ ፈጣሪ ዘምልኹ ሃይማኖተኛታት’ዮም። ብፍላይ ቅድሚ ፍጮ ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ዕንደራ መንግስታዊ ስልጣን ምሓዙ ኣብ ዝነበረ ወቕቲ፡ ወለድና ኣመንቲ ስለዝኾኑ፡ ካብ ንዓለማዊ ሕጊ ዝያዳ ንሃይማኖታዊ ሕጊ ይምእዘዙ የኽብሩ ነይሮም። ንጉልበተኛ ንዓመጸኛ ኣደብ ግበር ስርዓት ሓዝ ክብልዎ እንከለው፡ “ብሕጊ ኣምላኽ” ኣቐዲሞም “ ዝባን ሕጊ” ይብልዎ ነይሮም። ውሽጣዊ መንፈሶም ብፈሪሃ እግዝኣብሄር ዝተመልኣ’ዩ ነይሩ ክበሃል ይከኣል።
Read more: መራሕቲ ሃይማኖት፡ ደቂ-ህዝብን መራሕቲ ህዝብን’ዮም ምዃኖም ዘረጋግጸ መልእኽቲ።
- ደድሕሪ ህግደፍ ምኻድ፡ ውጽኢት ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።
- ማያት ፈለግ ኒል፡ ኲናት’ዶ ወይስ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንናይ ሓባር ረብሓ
- ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን
- ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን
- ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡- ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል
- ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡-
- ኤርትራ ናይ መን ትኹን? ናትና ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን? 2ይ ክፋል
- ኣብ ጎረባብትና ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ፡ ኣነኸ ንሕናኸ? ኢልና ናብ ውሽጥና ክንርኢ ‘ምበር፡ ብንሕና ንሓይሽ ነብስና ከነታልል ኣይግባእን።