mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers
  • Ethiopian Gov’t Disowns the View That Eritrea Is Using TPLF Faction
  • Eritrean Forces Operating with Impunity in Tigray, Abuses Ongoing- UN Confirms
  • Looming Ethiopia-Eritrea Tension: Is new cycle of armed conflict imminent?
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ
  • Bill to deport Eritrean migrants who back regime passes preliminary Knesset reading

We have 63 guests and no members online

ሓተታ

ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 04 July 2019

ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት

ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ምብራቓዊ ማሕበርነታዊ ደምበን ምዕራባዊ ሃጻያዊ ደምበን ዝብል ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳባዊ ፍልልይ፡ ንማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ክልተ ከፊልዎ ምንባሩ ናይ ቀረባ ተዘክሮ’ዩ። ምብራቓዊ

Read more: ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት

እንኮ ፍታሕ፡ ማሕበራዊ መሰረት ደመኛ ጸላኢኻ ምፍላጥ፡ ፈሊጥካ ራእይኻ ምንጻርን ዕጥቅኻ ምስጣምን’ዩ።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 03 June 2019

ብስሩዕ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ዘይከታተል፡ ብዝተበታተነ መልክዕ ብህይወት ንምንባር ዘድልይዎ መሰረታዊ ነገራት ንምርካብ ላዕሊ ታሕቲ ክብል ዝውዕል ሓፋሽ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ገለ ናይ ፖለቲካውን ብረታውን ቃልሲ ተመክሮ ኣለና፣ ናትና ራእይ ኣለና፣ ዓቕሚ ኣለና ዝብሉ ፖለቲከኛታትን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ሊቅነት ዝበጽሑ ምሁራትን ከይተረፈ፡

Read more: እንኮ ፍታሕ፡ ማሕበራዊ መሰረት ደመኛ ጸላኢኻ ምፍላጥ፡ ፈሊጥካ ራእይኻ ምንጻርን ዕጥቅኻ ምስጣምን’ዩ።

እብነ መሰረት ናይ ሕገ ሕንጻ ሃገር- መቆምያታት ቅዋም The Fundamentals of a Constitution

Details
Written by: Fesseha Nair
Published: 22 May 2019

ኣብዚ ግዜዚ ካብቶም ጠለባት ናይዚ እዋና ኡ ሕዝባዊ ምልዕዓል ወይ ድማ ይኣክል፣ ቅዋምና ይተርጐም ብዝብል ቅዋም ወይ በቲ ፍሉጥ ዓለምለኸ ኣገላልጻ ኣነ እውን ብወገነይ ካብቲ ዘንበብክዎ መጽናዕትታት ብዛዕባ ሕገ ሕንጻ ሃገር ወይ እቲ ብኤርትራውያን ቅዋም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክገልጽ ክፍትን ኢየ፡፤

Read more: እብነ መሰረት ናይ ሕገ ሕንጻ ሃገር- መቆምያታት ቅዋም The Fundamentals of a Constitution

ዕለተ ነጻነት፡ ብነጻነት ‘ምበር ንህዝቢ ብጅሆ ሒዝካ ኣይኽበርን፡-

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 22 May 2019

ብመን ዝበሃል ውድብን መን ብዝበሃል ሰብን ተመሪሑ ብዘየገድስ ዕለት 24 ግንቦት 1991 ውጽኢት ናይ ነዊሕ ዓመታት ህዝባዊ ቃልስን ክቡር ሓርበኛዊ መስዋእቲ ደቂ-ህዝብን ዝተረኽበት ብምዃና፡ ካብ ኩለን ሃገራዊ በዓላት ኤርትራ ፍሉይ ቦታ ዘለዋ ታሪኻዊት መዓልቲ’ያ።

Read more: ዕለተ ነጻነት፡ ብነጻነት ‘ምበር ንህዝቢ ብጅሆ ሒዝካ ኣይኽበርን፡-

ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን

Details
Written by: ፍስሃ ናይር
Published: 22 May 2019

ናጽነትን ሉዑላውነትን ሕዝቢ ኤርትራ ብረፈረንዱም ምስ ተረጋገጸ፣ ኤርትራ ብዓለምለኸ ከምሉዑላዊት ሃገር ምስተፈልጠት፣ድሕሪኡ ዝሰዓበ እቲ ክኽወን ዘነበሮ መእዋጅ መረታዊ ዶብን፣ ኣቋቁማ ሃገረ ኤርትራን፣ ኣቋቁማ መንግስታዊ ቅርጻን፣ ሕዝባውን ግላውን ትካላት፣ በብመዳዩ ማለት ፖሊቲካውን ፣ምጣነሃብታውን ፣ማሕበራውን ንባህርያዊ ክብረታት ዚጋታት ኤርትራ ማዕረን፣ፍትሕን፣ ሰላምን ኣብ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተው ኣጀማምራ ኣይነበረን፣ ብኣንጻሩ መን ዘምጻልካ ናጽነት ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ ፈቲኻ ጸሊእካ ንሕና ኢና ንገዝኣካ ብዝብል ትምክሕታውን ጸብለልታውን ስለዝነበረ፣ እቲ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ዘይምኽባርን፣ ንሕልና ወዲ ሰብ ዘቈጥዕ ባርባራዊ ተግባራትን፣ሕዝቢ ኤርትራ ሓሳባቱ ብነጻ ዘይምግላጽን፣ ናይ እምነትን ሓርነትን ምስኣኑ ብሰንኪ እዚ ኣተሓሳስባ ኢዩ።

Read more: ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን

ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 22 May 2019

ክብረት ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን ይገሃስ ኣሎ። ኤርትራዊ ይጽረፍ፣ ይህረም፣ ይጭወ፣ ይደሚ፣ ይቕተል፣ ንብረቱ ይራሰ ይዋረድ ኣሎ። ነዚ ዓይነተ ብዙሕ በደላት’ዚ ዝፍጽም ዘሎ ከኣ ኤርትራዊ’ዩ። ዘስካሕክሕ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ዝፍጸመሉ ዘሎ ሃገርን ቦታን’ውን ኣብ ካልእ ዘይኮነስ ኣብ ኤርትራ’ዩ።

Read more: ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን።

  1. ናተይ ጥራሕ ተቐበሉ፡ ካብ ውድቀቱ ዘይመሃር ክፉእ ሕማም ገለ ኤርትራውያን ፖለቲከኛታት፡
  2. ኣብ ኤርትራ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ጭቆና ዝጠንቁ ከቢድ ስነ-ኣእምሮኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ቅኑዕ ፖለቲካዊ ኣረኣእያን ተባዕ ውሳኔን፡-
  3. ኤርትራውያን፡ ናይ ሓባር ቃንዛ ስለዘለና፡ ሓቢርና ንሰጉም ሕሰም ጸላኢና ከኸትም
  4. ኣብ ዋዕለ ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን ዝቐረበ
  5. ብግቡእ ዘይተቓነየ ክራር ኣየሳዕስዕን፣ ኣንፈቱ ዘይተነጸረ ፖለቲካ ኣየዕወትን።
  6. ዘቤታዊ ፖለቲካዊ ዓፈና ንምውጋድ፡ ህዝባዊ ራእይ ዝወነነ ውደባ ፈጢርና ንረባረብ፡-
  7. ነጻነት ንምምጻእ ህይወት ዝኸፈለ ህዝቢ፡ ዕለተ ነጻነት ንምኽባር ገንዘብ ክኽፈል ምስግዳድ ገበን’ዩ።
  8. ዘላቒ ሰላም ኣብ ፍትሒ ደኣምበር ኣብ ገንዘባውን ነገራውን ደገፍ ኣይስረትን

Page 12 of 17

  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16

Designed by pickjoomla.com