mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
  • Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
  • Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
  • ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡  ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡  
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
  • Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister

We have 48 guests and no members online

ሓተታ

ደድሕሪ ህግደፍ ምኻድ፡ ውጽኢት ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።

Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 30 April 2019

ዓይኒኻ ንዝረኣዮ ዘይምእማን ምስ ሓቂ ምግጫው’ዩ። ኣብ ዝባንካ ብዝዓርፍ ናይ ዓመጽቲ በትሪ ዘይምቕንዛው ብስለት ወይ ትዕግስቲ ዘይኮነ፡ መግለጺ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ። ካብ መስመር ሓቂ ኮብሊሎም ሓሶት ከሳስዩ ፍቓደኛታት ዝኾኑ፡ ከም ተባዕታይ ኣድጊ ብበትሪ እናተቐጥቀጡ፡ ንጉጅለ ህግደፍ ከገልግሉ ወትሩ ሕራይ ዝለመዱ ዜጋታት ዘለውዋ ሃገር፡ ካብ ንቡር ወጻኢ ክትከይድ ብኩለንተንኣ ክትቆስል ምርኣይ ዘገርም ኣይኮነን። ባርነት ብዙሕ ዝዓይነቱ’ዩ። ናይ ጉልበታዊ ዕዮ ባርነት፣ ናይ ስጋዊ ርክብ ባርነት፣ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት ገለ ኣብነታት’ዮም። ባርነት ጉልበታዊ ዕዮን ባርነት ስጋዊ ርክብን ብውሕዱ ኣስገዳዳዊ ባህሪ ዘለዎም ባርነታት ክኾኑ እንከለው፡ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት ግን ብድሌት ዝፍጸም ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ባርነት’ዩ።

Read more: ደድሕሪ ህግደፍ ምኻድ፡ ውጽኢት ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።

ማያት ፈለግ ኒል፡ ኲናት’ዶ ወይስ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንናይ ሓባር ረብሓ

Written by: ትርጉም ዓ.ኢ
Published: 30 April 2019

ኣዳላውን ዘርጋሕን ኣትላንቲክ ሚድያ ኢንስዩራንስ

ኒል ካብ ኣፍላጋት ኣፍሪቃ ዝነውሐ ፈለግ ኮይኑ፡ ኣስታት 11 ሃገራት ብምስንጣቕ፡ ኣሽሓት ኪሎ ሜትራት ተጓዒዙ ናብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝፈስስ፡ መዋእሉ ድማ ከምኡ ኢሉ ዝጎዓዝን ዝፈስስን ባህሪያዊ ሃብቲ’ዩ።

Read more: ማያት ፈለግ ኒል፡ ኲናት’ዶ ወይስ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንናይ ሓባር ረብሓ

ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን

Written by: ብፍስሃ ናይር
Published: 28 April 2019

ናጽነትን ሉዑላውነትን ሕዝቢ ኤርትራ ብረፈረንዱም ምስ ተረጋገጸ፣ ኤርትራ ብዓለምለኸ ከምሉዑላዊት ሃገር ምስተፈልጠት፣ድሕሪኡ ዝሰዓበ እቲ ክኽወን ዘነበሮ መእዋጅ መረታዊ ዶብን፣ ኣቋቁማ ሃገረ ኤርትራን፣ ኣቋቁማ መንግስታዊ ቅርጻን፣ ሕዝባውን ግላውን ትካላት፣ በብመዳዩ ማለት ፖሊቲካውን ፣ምጣነሃብታውን ፣ማሕበራውን ንባህርያዊ ክብረታት ዚጋታት ኤርትራ ማዕረን፣ፍትሕን፣ ሰላምን ኣብ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተው ኣጀማምራ ኣይነበረን፣ ብኣንጻሩ መን ዘምጻልካ ናጽነት ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ ፈቲኻ ጸሊእካ ንሕና ኢና ንገዝኣካ ብዝብል ትምክሕታውን ጸብለልታውን ስለዝነበረ፣ እቲ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ዘይምኽባርን፣ ንሕልና ወዲ ሰብ ዘቈጥዕ ባርባራዊ ተግባራትን፣ሕዝቢ ኤርትራ ሓሳባቱ ብነጻ ዘይምግላጽን፣ ናይ እምነትን ሓርነትን ምስኣኑ ብሰንኪ እዚ ኣተሓሳስባ ኢዩ።

Read more: ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን

ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን

Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 28 April 2019

ክብረት ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን ይገሃስ ኣሎ። ኤርትራዊ ይጽረፍ፣ ይህረም፣ ይጭወ፣ ይደሚ፣ ይቕተል፣ ንብረቱ ይራሰ ይዋረድ ኣሎ። ነዚ ዓይነተ ብዙሕ በደላት’ዚ ዝፍጽም ዘሎ ከኣ ኤርትራዊ’ዩ። ዘስካሕክሕ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ዝፍጸመሉ ዘሎ ሃገርን ቦታን’ውን ኣብ ካልእ ዘይኮነስ ኣብ ኤርትራ’ዩ።

Read more: ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን

ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡- ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል

Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 28 April 2019

ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሕጂ’ውን ኣብ’ዚ ዝበዝሕ ህዝቢ ካብ ነጻ ተመክሮኡ ህግደፍ እንታይ ዓይነት ፖለቲካዊ ባህሪኡ’ዩ ዘለዎ? ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረቱ ኣበይ’ዩ? ፈራሕ ጨካን ፋሽሽታዊ ተግባሩ ካበይ ይብገስ? ግቡእ ኣገንዝቦ ኣብ ዝሓዘሉን ምስ ኩሉ ጸረ-ህዝቢ ትካላቱ ንምውጋዱ ውዳቤታቱ ኣብ ዘሐይለሉ ዘሎ ወሳኒ ወቕቲ ደው ኢሎም ሓቂ ክቕበሉ ድልዋት የለውን።

Read more: ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡- ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል

ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡-

Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 28 April 2019

ምሁር ዝብል ኣምር ከም ኣምር ብህዝብታት ኤርትራ ዝወሃቦ ናይ ክብሪ ሚዛን ዝለዓለ’ዩ። ኣብ ክልኦት ህዝብታት’ውን ተመሳሳሊ ቦታ’ዩ ዘለዎ። ህዝብታት ኤርትራ ንትምህርቲ ዘለዎም ኣወንታዊ ባህግን ንምሁር ዝህብዎ ናይ ክብሪ ሚዛንን ከኣ፡ ካብ ሰናይ ድሌት ዝብገስ ኣድናቖትን ክብርን ዘይኮነስ፡ ትምህርትን ምሁርን መፍትሒ ጸገም ዝኸውን ሓሳባት ዘመንጩ፡ ሓደሽቲ ነገራት ንምምሃዝ ዘኽእል መሳርሒ’ዩ ካብ ዝብል ቅኑዕ ርድኢት ዝብገስ’ዩ። ሰብ ክመሃር ከመራመር ኣለዎ፡ ምሁር ድማ ዝግበኦ ምሁራዊ ሞያዊ ክብሪ ክረክብ ኣለዎ ክበሃል እንከሎ፡ እቲ ፊደል ዝቖጸረ (ምሁር) ካብ’ቲ ዘይተማህረ ሰብ ናይ ተፈጥሮ ፍልልይ ስለ ዘለዎ ኣይኮነን።

Read more: ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡-

  1. ኤርትራ ናይ መን ትኹን? ናትና ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን? 2ይ ክፋል
  2. ኣብ ጎረባብትና ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ፡ ኣነኸ ንሕናኸ? ኢልና ናብ ውሽጥና ክንርኢ ‘ምበር፡ ብንሕና ንሓይሽ ነብስና ከነታልል ኣይግባእን።
  3. ኤርትራ ናይ መን ትኹን? ናትና ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን? 1ይ ክፋል
  4. ኣብ ጎረባብትና ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ፡ ኣነኸ ንሕናኸ? ኢልና ናብ ውሽጥና ክንርኢ ‘ምበር፡ ብንሕና ንሓይሽ ነብስና ከነታልል ኣይግባእን።
  5. ኤርትራ ናይ መን ትኹን? ናትና ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን? 1ይ ክፋል
  6. ሓሲኻ ህዝቢ ምንድንጋር፡ ከም ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳባዊ መትከል፡-
  7. ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረት ዝገበረ ፖለቲካዊ ፍሕፍሕ መርኣያ ስልጡን ኣተሓሳስባ’ዩ።

Page 15 of 17

  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17

Designed by pickjoomla.com